Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 175 176 177 178 179 386 1770 / 3855
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ፣ ንኬንያን ሶማልን ከሰሓሕባን ንዝጸንሐ ክሊ ማይ ዝሃቦ ብይን፣ ኬንያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ

ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ፣ ንኬንያን ሶማልን ከሰሓሕባን ንዝጸንሐ ክሊ ማይ ዝሃቦ ብይን፣ ኬንያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 14 October 2021 ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልን ዝጸንሐ ምስሕሓብ ክሊ ማይ ክምርምር ዝጸንሐ፣ ኣብ ነዘርላንድስ፣ ከተማ ዘ ሄግ ዝርከብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ፣ ብሰሉስ 12 ጥቅምቲ ብይን ሂቡ። እቲ ብ [...]
‘ምስ ትግራይ ዝደናገጹ ሓለፍቲ ሕቡራት ሃገራት ኣለዉ ዝበለት’ ወኪል እቲ ትካል ካብ  መዝነታ ተኣልያ

‘ምስ ትግራይ ዝደናገጹ ሓለፍቲ ሕቡራት ሃገራት ኣለዉ ዝበለት’ ወኪል እቲ ትካል ካብ መዝነታ ተኣልያ

Radio Erena: 14 October 2021 ምስ ትግራይ ዝደናገጹ ሓለፍቲ ሕቡራት ሃገራት ኣለዉ ዝበለት፣ ወኪል ህዝባዊ ምወላ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ደንያ ጋይል ካብ ስልጣና ተሰጕጓ። ሕቡራት ሃገራት፣ ብተመሳሳሊ [...]
ወከልቲ ኣመሪካ፣  ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ጀርመን፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ኵናት ትግራይን ዘትዮም

ወከልቲ ኣመሪካ፣ ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ጀርመን፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ኵናት ትግራይን ዘትዮም

Radio Erena: 13 October 2021 ወከልቲ ኣመሪካ፣ ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ጀርመን፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ኵናት ትግራይን ብዝምልከት ከምዝዘተዩ ኣፈኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመ [...]
ወኪል ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ኣብ ኢትዮጵያ፣ ‘ብዛዕባ ትግራይ ብዝተኣሳሰር ብዝሃበቶ ቃለ መጠይቕ’ ካብ መዝነታ ተኣልያ

ወኪል ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ኣብ ኢትዮጵያ፣ ‘ብዛዕባ ትግራይ ብዝተኣሳሰር ብዝሃበቶ ቃለ መጠይቕ’ ካብ መዝነታ ተኣልያ

Radio Erena: 13 October 2021 ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተመዲባ ንዝነበረት ሓላፊት ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ፣ 'ዘይተፈቕደላ ቃለ መጠይቕ ኣካይዳ' ብዝብል ካብ መዝነታ ከምዝሰጎጓ፣ ኣገልግሎት [...]
ኡጋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ናጻ ዝወጸትሉ መበል 59 ዓመት ትጽንብል ኣላ

ኡጋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ናጻ ዝወጸትሉ መበል 59 ዓመት ትጽንብል ኣላ

Radio Erena: 13 October 2021 ኡጋንዳ፣ መበል 59 ዓመት መዓልቲ ናጽነታ ጸንቢላ። ብ9 ጥቅምቲ መበል 59 ዓመት መዓልቲ ናጽነታ ዝጸንበለት ኡጋንዳ፣ እቲ 35 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ሓደ መራሒ'ያ ኣሕሊፋቶ። [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ስለዘሎ፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ምስ ግብጺ ክዝቲ ቅሩብ ኣይኮነን ክብል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ስለዘሎ፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ምስ ግብጺ ክዝቲ ቅሩብ ኣይኮነን ክብል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ገሊጹ

Radio Erena: 11 October 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ስለዘሎ፣ ኣብ ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ምስ ግብጺ ክዝቲ ቅሩብ ከምዘይኮነ፣ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳል [...]
ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ

ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 11 October 2021 ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ናይቶም ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ [...]
ፕረዚደንታት ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይልን ምትሕግጋዝ ክልቲኤን ሃገራትን ዘትዮም

ፕረዚደንታት ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይልን ምትሕግጋዝ ክልቲኤን ሃገራትን ዘትዮም

Radio Erena: 11 October 2021 ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይልን ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተጀሚሩ ዘሎ ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ብዝምልከት ዘትየን። እቲ ዘተ፣ ዝተኻየደ፣ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገ [...]
ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ወትሃደራዊ ውዕል ዝሰረዘት ፈረንሳ፣ ብኣንጻሩ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ እገዳ ክትግብር ካብ ዝድግፋ ሃገራት ምዃና ተሓቢሩ

ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ወትሃደራዊ ውዕል ዝሰረዘት ፈረንሳ፣ ብኣንጻሩ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ እገዳ ክትግብር ካብ ዝድግፋ ሃገራት ምዃና ተሓቢሩ

Radio Erena: 11 October 2021 ምስ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዳግመ-ምቛም ሓይሊ ባሕሪን ምሕዳስ ሓይሊ ኣየርን ዝርከቦ፣ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊ ስምምዓት ዝኸተመት ፈረንሳ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ብኣንጻሩ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወት [...]
ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ነርወይን፣ ወደብ ፖርት ሱዳን ኣሰናኺሉ ዘሎ ኣድማ ደው ክብል ጸዊዐን

ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ነርወይን፣ ወደብ ፖርት ሱዳን ኣሰናኺሉ ዘሎ ኣድማ ደው ክብል ጸዊዐን

Radio Erena: 10 October 2021 ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ነርወይን፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳንን ኣውራ መንገድታትን ዝዓጸወ ኣድማ ደው ክብል ጸዊዐን። እዘን ሰለስተ ሃገራት፣ ብ8 ጥቅምቲ [...]
1 175 176 177 178 179 386 1770 / 3855