Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ መንጎ ሰራዊት መ.ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዳግማይ ኲናት ተወሊዑ
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ተተግቢሩ ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ተጣሒሱ፣ ዳግማይ ኲናት ከምዝተወለዐ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ከባቢ ከተማ ቆቦ ከምዝተወለዐ ዝንገረሉ ዘሎ ኲናት፣ [...]
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ ዲፕሎማሰኛ ብጾታዊ ዓመጽ ጓለንስተይቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ
Radio Erena: 24 August 2022
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ ዲፕሎማሰኛ ብጾታዊ ዓመጽ ጓለንስተይቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ።
ምንጭታት ፖሊስ ካብ ኒው ዮርክ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ እታ ነዚ [...]
ኬንያ፣ ራይላ ኦዲንጋ ንሕጋውነት እቲ ምርጫ ብዝምልከት ኣፈናዊ ክሲ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 24 August 2022
ብድምጺ ብልጫ ብጸቢብ ዝተሳዕረ ፕረዚደንታዊ ተወዳዳሪ ራይላ ኦዲንጋ፣ ንሕጋውነት እቲ ምርጫ ብዝምልከት ኣፈናዊ ክሲ ኣቕሪቡ።
ማዕከናት ዜና ኬንያ ብዘቃልሖኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት [...]
ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ካሪም ክሃን፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ገይሩ
Radio Erena: 24 August 2022
ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ካሪም ክሃን፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ገይሩ።
ኣብቲ ትማሊ 23 ነሓሰ ምስ ሰበስልጣን ሱዳን ዘካየዶ ርክብ፣ ብ [...]
ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ሓድሽ ምልክታት ተላባዒ ሕማም ኢቦላ ከምዝተራእየ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 August 2022
ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ሓድሽ ምልክታት ተላባዒ ሕማም ኢቦላ ከምዝተራእየ ተገሊጹ።
ሮይተርስ ንሰብሞያ’ታ ሃገር ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ኣብ በኒ ዝተባህለት [...]
መንግስቲ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣውጺኡ
Radio Erena: 23 August 2022
ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ እንዳወሰኸ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣውጺኡ።
ብ16 ነሓሰ [...]
ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 23 August 2022
ኣዛዚ ሰራዊት ሓይሊ ምድሪ ዝርከቦ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ።
እቲ ሚኒስተር ዘቤታዊ ጉዳያት ሄንሪ ኦኬሎ፣ ኣዛዚ ሓ [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሞቛድሾ ኣብ እትርከብ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 22 August 2022
ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ናብ እትርከብ ሆቴል ወሪሮም ብምእታው፣ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣረጋጊጾም።
እቶም ዕጡቓት [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዘድልዮ ብዝሒ ህዝቢ 22 ሚልዮን በጺሑ
Radio Erena: 22 August 2022
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ፣ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዘድልዮ ብዝሒ ህዝቢ 22 ሚልዮን ከምዝበጽሐ ውድብ መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ19 ነሓ [...]
‘ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲ ኣይጠሓስናን’ ፈ.መ.ኢትዮጵያ
Radio Erena: 21 August 2022
‘ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ብምጥሓስ፣ ደብዳብ ኣካዪዱ’ ብምባል ህወሓት ንዘቕረቦ ክሲ፣ እቲ መንግስቲ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ህወሓት፣ ‘መንግስቲ ኢ [...]