Category: ዜና ኤርትራ
![ጁባ-ካምፓላ ዝካየድ ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ብ 30 ሚእታዊት ጎዲሉ ጁባ-ካምፓላ ዝካየድ ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ብ 30 ሚእታዊት ጎዲሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/Juba-kampala.jpg)
ጁባ-ካምፓላ ዝካየድ ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ብ 30 ሚእታዊት ጎዲሉ
Radio Erena: 5 June, 2014 ኣብ ደቡብ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት፣ ነቲ ካብን ናብን ካምፓላ-ጁባ ዝካየድ ዝነበረ ንግዳዊ ንጥፈታት ብኣስታት 30 ሚእታዊት ከምዝዓንቐፎ ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ኢንዲፐንደት ንባንክ ዓለም ብምጥቃ [...]
![ድሕሪ ናይ 15 ዓመታት ማእሰርቲ ካብ ካርሸሊ ዘምለጠ ደጀን ኣብ ኤርትራውያን እቲ ዝዓበየ መዘራረቢ ኮይኑ ኣሎ ድሕሪ ናይ 15 ዓመታት ማእሰርቲ ካብ ካርሸሊ ዘምለጠ ደጀን ኣብ ኤርትራውያን እቲ ዝዓበየ መዘራረቢ ኮይኑ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/airforce-Pilot-Dejen.jpg)
ድሕሪ ናይ 15 ዓመታት ማእሰርቲ ካብ ካርሸሊ ዘምለጠ ደጀን ኣብ ኤርትራውያን እቲ ዝዓበየ መዘራረቢ ኮይኑ ኣሎ
Radio Erena: June 04, 2014 15 ዓመታት ኣብ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ኣብ ሕንምብርቲ ኣስመራ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ካርሸሊ ድሕሪ ምምላጡ፣ ምስ ሬድዮ ኣሰና ዘካየዶ ሸውዓተ ክፋላት ቃለ መጠ [...]
![ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት 74 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት 74 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/Al-shabab-eth.jpg)
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት 74 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: June 04, 2014 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት 74 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሬድዮ ፍራንስ ኢንተርናሽናል ንምንጭታታ ብምጥቃስ ገሊጻ። እቲ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ቁሸት ኣቶ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ሰራዊ [...]
![“The migration of Eritreans is a deliberate case of human trafficking conceived and orchestrated by the US.” B. General Abraha Kassa “The migration of Eritreans is a deliberate case of human trafficking conceived and orchestrated by the US.” B. General Abraha Kassa](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/Abraha-Map-HUman-Trafficking.jpg)
“The migration of Eritreans is a deliberate case of human trafficking conceived and orchestrated by the US.” B. General Abraha Kassa
Radio Erena: June 03, 2014 "The migration of Eritreans is not a phenomenon driven by an economic pull factor as it is usually the case in our contemp [...]
![“ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ኣመሪካ’ያ” ብ.ጀነራል ኣብርሃ ካሳ “ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ኣመሪካ’ያ” ብ.ጀነራል ኣብርሃ ካሳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/Abraha-Map-HUman-Trafficking.jpg)
“ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ኣመሪካ’ያ” ብ.ጀነራል ኣብርሃ ካሳ
Radio Erena: June 03, 2014 ኣብ ጉዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ዘተኮረ ካብ 21 ክሳብ 22 ግንቦት ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ ዞባዊ ዋዕላ ዝተሳተፈ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ብስደት ኤርትራውያንን ሳዕቤናቱን [...]
![የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2500 ስደተኛታት ኣብ ሓደ ወርሒ የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2500 ስደተኛታት ኣብ ሓደ ወርሒ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/Refugees-in-Yemen.jpg)
የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2500 ስደተኛታት ኣብ ሓደ ወርሒ
Radio Erena: June 03, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2 500 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ናብ የመን ከምዝኣተዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም 150 ደቂንስትዮን 65 ቆልዑን ዝርከብዎም ስደ [...]
![ሰራዊት ሊብያ፣ 200 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ቀይዱ ሰራዊት ሊብያ፣ 200 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ቀይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/Refugees-in-Libya.jpg)
ሰራዊት ሊብያ፣ 200 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ቀይዱ
Radio Erena: June 03, 2014 ሰራዊት ሊብያ፣ ብመካይን ተጻዒኖም ካብ ዛውያ ናብ ከተማ ትሪፑሊ ዘምርሑ ዝነበሩ 200 ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ። እቶም ኣብ ፓኮታት ተሓቢኦም ኣብ ናይ [...]
![መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ዶባት ብዝተሓሓዝ ሓያሎ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ዶባት ብዝተሓሓዝ ሓያሎ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/Human-Trafficking.jpg)
መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ዶባት ብዝተሓሓዝ ሓያሎ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ
Radio Erena: June 02, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ምስ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ዶባት ብዝተሓሓዝ ሓያሎ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ከተማታት ኣስመራ፣ ተሰነይ ከምኡ ድማ ባጽዕ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ዘለዉ ሓይሎ ሰባ [...]
![ኣመሪካ፣ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ኣልሸባብ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታታ ክጥንቐቑ ጸዊዓ ኣመሪካ፣ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ኣልሸባብ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታታ ክጥንቐቑ ጸዊዓ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/06/US-embassy-in-Addis-Abeba.jpg)
ኣመሪካ፣ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ኣልሸባብ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታታ ክጥንቐቑ ጸዊዓ
Radio Erena: June 02, 2014 ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታታ ጥንቓቐታት ክገብሩ ጸዊዓ። ኣመሪካ ነዚ ጻውዒት እተቕርብ ዘላ፣ ኣልሸባብ ኣብ ኢትዮጵያ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ከካይድ ምዃኑ ብተደጋጋሚ እዋን የፈራርሕ ብምህላዉ'ዩ [...]
![Arabsat Traces Intentional Jamming to Ethiopian Source Arabsat Traces Intentional Jamming to Ethiopian Source](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/05/ArabSat.jpg)
Arabsat Traces Intentional Jamming to Ethiopian Source
Radio Erena: May 30, 2014 Satellite fleet operator Arabsat of Saudi Arabia on May 29 said it has suffered intentional jamming on multiple television [...]