Category: ዜና ኤርትራ

ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር’ዩ
Radio Erena: 17 December 2019
ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ ዝተባህለ ትካል፣ ኣብ ኤርትራ፣ ደንካልያ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
መርበብ ሓበሬታ ቢዝነውስ ዋይር ኣብ [...]

Undoing Business in Eritrea
Radio Erena: 16 December 2019
One really finds it quizzical and mind-boggling to comprehend the hypocritical conduct of Eritrean officials. Fro [...]

ሱዳን፣ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል
Radio Erena: 16 December 2019
ሱዳን፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ካርቱም ዝጀመረ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል ኣሎ።
ዛጊት ኣማኢት ዜጋታት ክልትኤን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያት ማእሰርቲ [...]

ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሃለዋት ዳዊት ይስሃቕን ኤርሚያስ ተኪኤን ይሓቱ
Radio Erena: 15 December 2019
ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣተወ ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ ኤርሚያስ ተኪኤ ብዝምልከት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።
ኣብቲ ብዕለት 12 ታሕሳስ ኣብ ኣፍደገ ባይቶ [...]

ካብ ሊብያ ተመሊሶም ኣብ ኒጀር ተዓቝቦም ዝጸንሑ 18 ኤርትራውያን ናብ ሉክሰምቡርግ ተጣይሶም
Radio Erena: 13 December 2019
ኣብ ሊብያ ካብ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ተመሊሶም፣ ኣብ ኒጀር ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ዝጸንሑ 18 ኤርትራውያን ናብ ሉክሰምቡርግ ከምዝተጣየሱ ሚኒስይትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
[...]

ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ
Radio Erena: 12 December 2019
ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ።
እቲ ብ10 ታሕሳስ 2019፣ ብሚኒስትሪ ፍትሒ ፈረንሳ ተወዲቡ፣ ብኮሚሽን ምምኽካር ንሰብኣዊ መሰላት [...]

“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 250 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ” CPJ
Radio Erena: 12 December 2019
ክሳብ 1 ታሕሳስ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ብደረጃ ዓለም 25 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ከምዘለዉ፣ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኮሚቴ ንድሕነት ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ11 ታ [...]

ከሰላ፣ ቀቢላዊ ምትፍናን ቤጃን ሃደንዳዋን ከምዘይሃድአ ተሓቢሩ
Radio Erena: 11 December 2019
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከተማ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤጃን ሰራዊት መንግስትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ካብን ናብን እታ ከተማ ዘመላልስ ጎደናታት ንሓደ መዓልቲ ከምዝተዓጽወ ፓ [...]

ኢትዮጵያን ጅቡቲን፣ ብዛዕባ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ዝበጽሐኦ ስምምዕ ከምዘየለ ተገሊጹ
Radio Erena: 11 December 2019
ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋጽ ዘተኮረ ሓያሎ ስምምዓት ከምዝኸተማ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እዚ ዝተሓበረ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰ [...]

ኤርትራውያን ነበርቲ ኦስሎ፣ ኣንጻር ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 11 December 2019
ኣብ ነርወይ ከተማ ኦስሎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ "ሰላም ብግብሪ ደኣ ምበር'ምበር ብዘረባ ኣይትርከበን" ክብሉ፣ ኣንጻር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰል [...]