Category: ዜና ኤርትራ

1 217 218 219 220 221 644 2190 / 6432
ኩባንያ ዕደና ቢሻ፣ 9 ተወሰኽቲ ዓበይቲ ናይ ህንጻ መካይን ካብ ቻይና ሸሚቱ

ኩባንያ ዕደና ቢሻ፣ 9 ተወሰኽቲ ዓበይቲ ናይ ህንጻ መካይን ካብ ቻይና ሸሚቱ

Radio Erena: 07 September 2020 ኣብ ምዕራባዊ ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዕደና ተዋፊሩ ዝርከብ ኩባንያ ቢሻ፣ ትሽዓተ ተወሰኽቲ ዓበይቲ ናይ ህንጻ መካይን ካብ ቻይና ሸሚቱ። እቲ ንተን ሳኒ ዝተባህላ፣ ኣብ ግ [...]
ሊብያ፣  ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዝመለሶም 5 ኤርትራውያን ብሕጋዊ መስርሕ ተዓዊቶም ኢጣልያ ኣትዮም

ሊብያ፣ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዝመለሶም 5 ኤርትራውያን ብሕጋዊ መስርሕ ተዓዊቶም ኢጣልያ ኣትዮም

Radio Erena: 06 September 2020 ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 5 ኤርትራውያን ኣንጻር መንግስቲ ኢጣልያ ድሕሪ ዝመስረቱዎ ክሲ ብምዕዋቶም፤ መሰል ዑቕባ ተዋሂቡዎም ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ። ኣብ [...]
ን5 ኣዋርሕ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ዝጸንሐት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ዳግም ጀሚራ

ን5 ኣዋርሕ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ዝጸንሐት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ዳግም ጀሚራ

Radio Erena: 04 September 2020 ልሳን መንግስቲ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ድሕሪ ምጽንሓ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ድግም ጀሚራ። እታ ጋዜጣ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒ [...]
ተዓጽዩ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ክኽፈት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ኢጣልያን ኤርትራን ወግዓዊ ዝርርብ ክካየድ ጻውዒት ቀሪቡ

ተዓጽዩ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ክኽፈት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ኢጣልያን ኤርትራን ወግዓዊ ዝርርብ ክካየድ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 03 September 2020 መንግስቲ ኢጣልያ፣ ተዓጽያ ዘላ ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ንኽትክፈት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዝርርብ ክቕጽል ባህላዊ ማሕበር ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኢጣልያውያን ጻውዒት ኣቕ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ሃገራት ኢጋድ ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ኣበርኪቱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ሃገራት ኢጋድ ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 02 September 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ሃገራት ኢጋድ ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ምምዳቡ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዮሃ [...]
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ትዝከር ኣላ

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ትዝከር ኣላ

Radio Erena: 01 September 2020 ባሕቲ መስከረም፣ መበል 59 ዓመት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ትዝከር ኣላ። እዛ ዕለት፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ መሰል ርእሰ ውሳኔኡ ብሕጋዊን ሰለማዊን መንገዲ ስለዝተ [...]
To Betray a Revolution

To Betray a Revolution

Radio Erena: 31 August 2020 Celebrating the First of September the anniversary of the Eritrean Revolution, many Eritreans change their profile [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ነሓሰ ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ነሓሰ ፈነወና፣-

https://www.youtube.com/watch?v=7Gdwu2jafzE&feature=emb_title [...]
1 217 218 219 220 221 644 2190 / 6432