Category: ዜና ኤርትራ

1 188 189 190 191 192 644 1900 / 6438
ሽወደን፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ኣድሒኑ

ሽወደን፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ኣድሒኑ

Radio Erena: 31 March 2021 ኣብ ሽወደን፣ ደቡባዊ ስቶኮልም፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ከምዘድሓና ተገሊጹ። ኣፍቶንብላደት ዝተባህለ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 31 March 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣስመራ ኣብ እትርከቦ ሓያሎ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ለበዳ ኮረና ቫይ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ብምፍታሽ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣሲሮም

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ብምፍታሽ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣሲሮም

Radio Erena: 29 March 2021 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ እናፈተሹ፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። እቲ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ዝተኻየደ [...]
ኤርትራ፣ እትርከበን 4 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮቪድ ብሓገዝ ንኽባጻሕ ኣብ ዝተሰርዐ ተበግሶ ክጽንበራ ዛሕልታት ኣርእየን ተባሂሉ

ኤርትራ፣ እትርከበን 4 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮቪድ ብሓገዝ ንኽባጻሕ ኣብ ዝተሰርዐ ተበግሶ ክጽንበራ ዛሕልታት ኣርእየን ተባሂሉ

Radio Erena: 30 March 2021 ኤርትራ እትርከበን፣ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮቪድ ብሓገዝ ውድብ ጥዕና ዓለም ንኽባጻሕ ኣብ ዝተሰርዐ መደብ ክንጽበራ ዛሕልታት ከምዘርኣያ ተገሊጹ። መርበባት ዜና፣ ንዳይ [...]
In a Community’s Time of Need, Eritrean Women have Stepped Up to Help

In a Community’s Time of Need, Eritrean Women have Stepped Up to Help

Radio Erena: 28 March 2021 2020 has been a difficult year, with the loss of health, life, and livelihoods for people around the world. But the [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘’ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ’ያ’’

ኢትዮጵያ፣ ‘’ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ’ያ’’

Radio Erena: 28 March 2021 ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ ምዃና፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ድሕሪ ናይ ኣስመራ ዑደቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሰራዊት ኤርትራ ብቕጽበት ካብ መሬት ትግራ [...]
‘ኣብ ትግራይ ዝርከብ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት ምሉእ ብምሉእ ዓንዩ’ ተጸዋዒ ስደተኛታት

‘ኣብ ትግራይ ዝርከብ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት ምሉእ ብምሉእ ዓንዩ’ ተጸዋዒ ስደተኛታት

Radio Erena: 28 March 2021 ተጸዋዒ ስደተኛታት ድሕሪ ምውላዕ ኲናት ኣብ ትግራይ ንመጀመሪያ ግዜ ዝበጽሐን ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ምሉእ ብምሉእ ከምዝዓነዋ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዶባ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዶባ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 26 March 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ከባቢታት ዶብ ተዋፊሩ ከምዘሎ ንጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥቓስ ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ሓቢሩ። [...]
1 188 189 190 191 192 644 1900 / 6438