Category: ዜና ኤርትራ

1 184 185 186 187 188 644 1860 / 6438
ኤርትራ፣ ብፈኮስቲ ሲቪላዊ ገበናት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ናብ ታዕሊም ይወርዱ

ኤርትራ፣ ብፈኮስቲ ሲቪላዊ ገበናት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ናብ ታዕሊም ይወርዱ

Radio Erena: 26 April 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ከም ስርቂ፣ ባእሲን ካልእን ዝኣመሰለ ፍኵስ ዝበለ ሲቪላዊ ገበናት ፈጺሞም ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ናይ ገበን እሱራት፣ ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ይወርዱ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። [...]
ሕ.መ.ኣ. ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ

ሕ.መ.ኣ. ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ

Radio Erena: 25 April 2021 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ንምክትታል፣ ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ዝወጸ መግ [...]
ኤርትራ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ

ኤርትራ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ

Radio Erena: 23 April 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኩሉ ንጥፈታት ተዓጽዩ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ውህሉል ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ ምህላወን ተሓቢሩ። [...]
ሱዳን፣ ብጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ክትዝቲ ከምእትደሊ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ብጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ክትዝቲ ከምእትደሊ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 April 2021 ሱዳን፣ ብጉዳይ እቲ ምስ ኢትይጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ክትዝቲ ከምእትደሊ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ሱዳን፣ 'ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስልታዊ ዝም [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ታዕሊም ይወስዱ ኣለዉ

ኣብ ኤርትራ፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ታዕሊም ይወስዱ ኣለዉ

Radio Erena: 22 April 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ታዕሊም ይወስዱ ከምዘለዉ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ኣብ ቓጨሮ- ከባቢ ኦምሓጀር፣ ጋሕቴላይ ከባቢ ደማስን ኣፋምቦ ከባቢ [...]
Kiss the Club Goodbye!

Kiss the Club Goodbye!

Radio Erena: 21 April 2021 The sudden death of the president of Tchad Idriss Déby vacated his seat in the abominable African presidents' elite [...]
ቀኖናዊ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፣ ዘይሕጋዊ ሓምሻይ ፓትርያርክ ንምምራጽ ዝካየድ ዘሎ መደብ ኮኒኑ

ቀኖናዊ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፣ ዘይሕጋዊ ሓምሻይ ፓትርያርክ ንምምራጽ ዝካየድ ዘሎ መደብ ኮኒኑ

Radio Erena: 21 April 2021 ቀኖናዊ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፡ ሰሜን ኣመሪካ፡ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን፣ ብህግደፍ ዝእለዩ ጳጳሳት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘይሕጋዊ ሓምሻይ ፓትርያርክ ንምምራጽ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ተዓዛቢ ክልእኽ ምዃኑ ገሊጹ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ተዓዛቢ ክልእኽ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 20 April 2021 ኩነታት ኢትዮጵያ ካብዚ ዘለዎ እንተዘይብኢሱ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብታ ሃገር ዝመጽእ ወርሒ ንዝካየድ ምርጫ፣ ተዓዛቢ ክልእኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ናይ [...]
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘትዩ፣ ተዓዛቢ ምርጫ  ናብ ኢትዮጵያ ክልኣኽ ወሲኑ

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘትዩ፣ ተዓዛቢ ምርጫ ናብ ኢትዮጵያ ክልኣኽ ወሲኑ

Radio Erena: 20 April 2021 ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይን ምስሓብ ሰራዊት ኤርትራን ብዝምልከት ከምዝዘተየ ተሓቢሩ። እቲ ብሰኑይ 19 ሚያዝያ፣ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝ [...]
1 184 185 186 187 188 644 1860 / 6438