Category: ዜና ኤርትራ
“ብኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ ፈተነታት፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሉኣላውነት ንዘለዎ ኣረኣእያ ዘንጸባርቕ’ዩ”
Radio Erena: 31 March 2021
ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ መግለጺታት ከስምዑን ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝሓወሰ ካርታ ክሰቕሉን ምርኣይ፣ ንፖሊሲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉ [...]
ሽወደን፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ኣድሒኑ
Radio Erena: 31 March 2021
ኣብ ሽወደን፣ ደቡባዊ ስቶኮልም፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ከምዘድሓና ተገሊጹ።
ኣፍቶንብላደት ዝተባህለ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 31 March 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣስመራ ኣብ እትርከቦ ሓያሎ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ።
እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ለበዳ ኮረና ቫይ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ብምፍታሽ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣሲሮም
Radio Erena: 29 March 2021
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ እናፈተሹ፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
እቲ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ዝተኻየደ [...]
ኤርትራ፣ እትርከበን 4 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮቪድ ብሓገዝ ንኽባጻሕ ኣብ ዝተሰርዐ ተበግሶ ክጽንበራ ዛሕልታት ኣርእየን ተባሂሉ
Radio Erena: 30 March 2021
ኤርትራ እትርከበን፣ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮቪድ ብሓገዝ ውድብ ጥዕና ዓለም ንኽባጻሕ ኣብ ዝተሰርዐ መደብ ክንጽበራ ዛሕልታት ከምዘርኣያ ተገሊጹ።
መርበባት ዜና፣ ንዳይ [...]
In a Community’s Time of Need, Eritrean Women have Stepped Up to Help
Radio Erena: 28 March 2021
2020 has been a difficult year, with the loss of health, life, and livelihoods for people around the world. But the [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘’ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ’ያ’’
Radio Erena: 28 March 2021
ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ ምዃና፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ድሕሪ ናይ ኣስመራ ዑደቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሰራዊት ኤርትራ ብቕጽበት ካብ መሬት ትግራ [...]
‘ኣብ ትግራይ ዝርከብ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት ምሉእ ብምሉእ ዓንዩ’ ተጸዋዒ ስደተኛታት
Radio Erena: 28 March 2021
ተጸዋዒ ስደተኛታት ድሕሪ ምውላዕ ኲናት ኣብ ትግራይ ንመጀመሪያ ግዜ ዝበጽሐን ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ምሉእ ብምሉእ ከምዝዓነዋ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ [...]