Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 334 335 336 337 338 390 3360 / 3892
ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን ወትሃደራዊ መዓስክር ንምኽፋት ትዘራረብ

ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን ወትሃደራዊ መዓስክር ንምኽፋት ትዘራረብ

Radio Erena: 08 November 2018 ቱርክን ሱዳንን፣ ጀሚረንኦ ዘለዋ ወትሃደራዊ ዝምድናን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃታትን ብዝምልከት ተዘራሪበን። ሚኒስተር ምክልኻል ቱርኪ ሕሉሲ ኣካር፣ ብሰሉስ 6 ሕዳር ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየዶ ወግዓዊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዶባት ዝኣቱ ዘሎ ጠበናጁ ጸጥታዊ ስግኣት ይፈጥር

ኢትዮጵያ፣ ብዶባት ዝኣቱ ዘሎ ጠበናጁ ጸጥታዊ ስግኣት ይፈጥር

Radio Erena: 06 November ብዶባት ኤርትራ፣ ሱዳን፣ ጅቡቲ፣ ሶማልን ኬንያን ናብ ኢትዮጵያ ይውሕዝ ኣሎ ዝተባህለ ጠበናጁ ኣብ ኢትዮጵያ ጸጥታዊ ሻቕሎት ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ። ፖሊስ እታ ሃገር ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ኣብዚ [...]
ፕረዚደንት በሺር ናብ ግብጺ ይበጽሕ

ፕረዚደንት በሺር ናብ ግብጺ ይበጽሕ

Radio Erena: 06 November ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ከም መቀጸልታ ናይቲ ምስ ግብጺ ተጀሚሩ ዘሎ ስሩዕ ርክባት መራሕቲ፣ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካየድ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ሎሚ ሰሉስ 6 ሕዳር ና [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶባተን ብዛዕባ ዘሎ ጉዳያት ክዝትያ’የን

ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶባተን ብዛዕባ ዘሎ ጉዳያት ክዝትያ’የን

Radio Erena: 04 November 2018 ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣብ ዶባተን ዘሎ ጉዳያት ክዝትያ፣ ኣብዚ ዝመጽእ መዓልታት ክራኸባ ምዃነን ተገሊጹ። ማዕከናት ዜና ሱዳን ኣብ ዝህቦኦ ዘለዋ ጸብጻብ፣ እቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ክካየድ [...]
ኣውፈርቲ ቱርኪ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ልዕሊ 750  ሚልዮን ኤውሮ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ክሃንጹ’ዮም

ኣውፈርቲ ቱርኪ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ልዕሊ 750 ሚልዮን ኤውሮ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ክሃንጹ’ዮም

Radio Erena: 01 November 2018 ኣውፈርቲ ቱርኪ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ 750 ሚልዮን ኤውሮ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ክሃንጹ ምዃኖም ምስ መንግስቲ ቅርበት ዘለወን ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። እቲ ኣብ 500 ሄክታ [...]
መራሕ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ናብ ጁባ ተመሊሱ

መራሕ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ናብ ጁባ ተመሊሱ

Radio Erena: 01 November 2018 መራሒ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ናብ ከተማ ጁባ ከምዝተመልሰ ማዕከናት ዜና ካብታ ከተማ ሓቢረን። ንሱ ናብታ ርእሰ ከተማ ዝምለስ ዘሎ፣ መስርሕ ሰላም እታ ሃገር ግብራዊ ዝኾነሉ ዕለት [...]
ጀርመን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ብሞያ ንምስልጣን መደብ ትሕንጽጽ

ጀርመን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ብሞያ ንምስልጣን መደብ ትሕንጽጽ

Radio Erena: 30 October 2018 መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ሞያ ስልጠና ንምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ። እቲ ካብ 17 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ግብሪ ውዒሉ ዘሎ መደብ፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ስደተኛ [...]
ደ.ሱዳን፣ ‘ሰራዊት መንግስቲ መጥቃዕቲ ከፊቶም’ ተቓወምቲ ውድባት

ደ.ሱዳን፣ ‘ሰራዊት መንግስቲ መጥቃዕቲ ከፊቶም’ ተቓወምቲ ውድባት

Radio Erena: 28 October 2018 ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝዓበየ ተቓዋሚ ሓይሊ፣ ሰራዊት መንግስቲ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ክብል ከሲሱ። እቲ ውድብ ብዓርቢ 26 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሰራዊት መንግስቲ ኣብ ምዕራባዊ ከባቢ ባሕረልጋዘል [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሓደጋ መኪና 18 ሰባት ሞይቶም

ኢትዮጵያ፣ ብሓደጋ መኪና 18 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 28 October 2018 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና፣ 18 ሰባት ከምዝሞቱ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ኣብቲ ብቀዳም 27 ጥቅምቲ ናይ ንግሆ፣ ናይ ሰራዊት መኪና ምስ ሚኒባስ ብምግጫው ዝተፈጥረ ሓደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ክልላት ቤንሻንጉልን ኦሮሚያን ተጋጭዮም

ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ክልላት ቤንሻንጉልን ኦሮሚያን ተጋጭዮም

Radio Erena: 25 October 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝጎሃሃር ዘሎ ናይ ብሔር ግጭታት፣ ንክልላት ቤንሻንጉል ጉምዝን ኦሮምያን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ዝነብሩ ተወላዶ ክልቲኡ ብሄራት ግጭት ምክያዶም ዝተፈላለያ ማዕከናት [...]
1 334 335 336 337 338 390 3360 / 3892