Category: ኣህጉራዊ ዜና

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ቁጠባዊ መድረኽ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ
Radio Erena: 22 January 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ካብ ሎሚ 22 ክሳብ 25 ጥሪ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ኣብ ዝካየድ ቁጠባዊ መድረኽ ዓለም (World Economic Forum) ይሳተፍ ኣሎ። ኣብዚ [...]

UNHCR ፣ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መሰል ስደተኛታት ንዘጽደቀቶ ሓድሽ ኣዋጅ ንኢዱ
Radio Erena: 21 January 2019 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መሰል ስደተኛታት ንዘጽደቐቶ ሓድሽ ኣዋጅ ንኢዱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ኢትዮጵያ ወሲዳቶ ዘላ ተበግሶ፣ ኣ [...]

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ይቕጽል፣ ኣልበሽር ቅዋም ንምቕያር ይሸባሸብ
Radio Erena: 20 January 2019 ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣንጻር ናዕቢ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ዝወስዱዎ ዘለዉ ጨካ ስጉምቲ ገና ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብዓርቢ 18 ጥሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካ [...]

ቀጠር፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 18 January 2019 ንግስነት ቀጠር፣ ንመንግስቲ ሶማል 68 ወትሃድራውያን መካይን ብሓገዝ ከምዝሃበ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ካብ ኣዶሓ ኣፍሊጡ። እተን ድሩዓት መካይን፣ ኣብ ምሕያል ሰራዊት መንግስቲ ሶማልን [...]

ከሰላ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሺር ዝቀንዐ ሰፊሕ ተቓውሞ ተኻይዱ
Radio Erena: 18 January 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከሰላ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሺር ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ፖሊስ ሱዳን፣ ነቲ ብ17 ጥሪ ዝተኻየደ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ንምብታን ዘንብዕ ጋዝን ጠያይትን [...]

ኢትዮጵያ፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ኣስታት ሓደ ሽሕ ቦጣት ምዕጋተን፣ ከቢድ ስእነት ነዳዲ ኣኸቲሉ
Radio Erena: 17 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት፣ ካብ ጅቡቲን ሱዳንን ነዳዲ ዘመላልሳ ቦጣት ብምዕጋተን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢኡን ከቢድ ስእነት ነዳዲ ኣኸቲሉ። ዘ ሪፖርተር ብዘ [...]

ኬንያ፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣልሸባብ 14 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 17 January 2019 ኣብ ከተማ ናይሮቢ፣ ወጻእተኛታትን ሰብ ጸጋ ሃብቲን ኣብ ዘዘውትርዎ ሆቴል ብ14 ጥሪ ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 14 ሰባት ተቐቲሎም። ብዘይካ'ዚ ሓያሎ ሰባት ክቖስሉ እንከ [...]

ፍሹል ፈተነ ዕልዋ ዝተኻየደሉ ፕረዚደንት ጋቦን ናብ ሃገሩ ተመሊሱ
Radio Erena: 17 January 2019 ዝሓለፈ ሰሙን፣ ፈተነ ዕልዋ ዝተኻየደሉ ፕረዚደንት ጋቦን፣ ዓሊ ቦንጎ ናብ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ቤት ጽሕፈት መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ንኣዋርሕ ሓሚሙ፣ ኣብ ወጻኢ [...]

ኢትዮጵያ፣ ክልል ዓፈር ዝተኸስተ ወጥሪ ናብ ጅቡቲ ከይልሕም ተሰጊኡ
Radio Erena: 16 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ዓፈር ካብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣትሒዙ ዝተኸስተ ወጥሪ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ከምዘይሃድአ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ይጠቕሱ። ብሰንኪ'ቲ ኣብቲ ክልል ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ናብ ክልል ት [...]

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ናብ ካይሮ ክኣቱ’ዩ
Radio Erena: 16 January 2019 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት ኣብ መንጎ ሃገሩን ግብጽን ብዛዕባ ዝጸንሑ ዝምድናታትን ዞባዊ ጉዳያትን ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ንምምይያጥ ሎሚ ሮቡዕ 16 ጥሪ ናብ ካይ [...]