Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሶማል፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ከተዋፍር ምዃና ኣፍሊጣ
RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት፣ ሰራዊት ከዋፍር ከምዝወሰነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣህጉራዊ ዝምድናታትን፣ ኣሕመድ ሙዓሊም ፊቂ ገሊጹ። [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝዋፈራ መራኽብ ኵናት 1.2 ቢልዮን ዶላር ባጀት ሰሊዓ
RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከጋጥም ንዝኽእል ጸጥታዊ ስግኣት ንምምካት ንዝዋፈራ መራኽብ ኵናት ዝውዕል'ዩ ዝበለቶ 1.2 ቢልዮን ዶላር ባጀት ከምዝመደበት ተገሊጹ።
እስራ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት ጎንደርን ባህርዳርን ኣልማማ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ
RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት ጎንደርን ባህርዳንርን ኣልማማ ማእሰርቲ ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ገሊጹ።
እቲ ኮሚሽን፣ ብ06 ጥቅምቲ [...]
إقالة جيتاشو ردأ من منصب رئيس إدارة إقليم التجراي
إذاعة إرينا الدولية 07.10.2024
قامت جبهة تحرير شعب تيغراي، بقيادة الدكتور دبريظين جبري ميكائيل، بإقالة جيتاشيو ردأ من منصب رئيس الإدارة المؤقتة لإ [...]
ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ መዝነት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ
RADIO ERENA - Monday, 07 October 2024
ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ካብ መዝነት ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ።
እቲ ናይ ህ [...]
ጂቡቲ፣ ልዕሊ 45 ስደተኛታት ጥሒሎም ሞይቶም
RADIO ERENA - Thursday, 03 October 2024
ብድምር ልዕሊ 300 ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ንዝተበገሳ ክልተ ጀላቡ ዝመርሑ ዝነበሩ ዘይሕጋውያን ኣሰጋግርቲ፣ ነቶም ስደተኛታት ኣብ ማእከል ባሕሪ ክወ [...]
‘ንሶማል ንድግፋ ኣንጻር ኢትዮጵያ ኢልና ኣይኮናን። ምንእቲ ርግኣት ዘልዋ ሃገር ክትከውን’ዩ’
RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024
'ንሶማል ንድግፋ ምእንቲ ኢትዮጵያ ኢልና ኣይኮነን። ን30 ዓመታት ዝሰኣነቶ ርግኣት ምእንቲ ክህልዋ ኢና' ክብል ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ገሊጹ።
ፕ [...]
ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ
RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024
ኣብ ኬንያ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም፣ ግና ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት፣ ፓስፖርቶም ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ከረክቡ፣ ኮሚሽን ስደተኛታት እት ሃገር [...]
እስራኤል ንሑቲ ተጥቅዕ፣ ሑቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ መራኽብ ይቕጽል
RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024
እስራኤል ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ቓዛን ሊባኖስን ተካይዶ ዘላ መጥቃዕታት፣ ካብ ሑቲ ንዝመጽኣ ዘሎ ተጻብኦታት ንምግታእ ብዝብል፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ደብዳብ ኣካይዳ።
[...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓልቲ 150 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ዘፍሪ ግዙፍ ፋብሪካ ተመሪቝ
RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብቻይና ዝተሃንጸ፣ ኣብ መዓልቲ 150 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ዘፍሪ ግዙፍ ፋብሪካ ከምዝተመረቐ ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሺንሁዋ ሓቢሩ።
እቲ ብ28 መስከረ [...]