Category: ዜና

1 208 209 210 211 212 384 2100 / 3831
ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን  ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ

ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ

Radio Erena: 03 September 2021 ኣመሪካ፣ ኵናት ትግራይ ብዘተ ዝፍትሓሉ፣ ምቑራጽ ተዅሲ ዝትግበረሉን ሰብኣዊ ሓገዛት ብዘይመሰናኽል ዝበጽሓሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ። [...]
ኢንተርፖል፣- ሓላፊ ጸጥታ ነበር ዝርከቦም ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ክህደኑ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ኢንተርፖል፣- ሓላፊ ጸጥታ ነበር ዝርከቦም ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ክህደኑ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 03 September 2021 ኣህጉራዊ ማሕበር ፖሊስ ገበነኛታት- ኢንተርፖል፣ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ሳላሕ ጎሽ ዝርከቦም፣ ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር፣ ተሃዲኖም ናብ ሕጊ ክቐርቡ ትእዛዝ ኣመ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ኤምባሲታት ትዓጹን ዲፕሎማሰኛታትን ትስሕብ ኣላ

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ኤምባሲታት ትዓጹን ዲፕሎማሰኛታትን ትስሕብ ኣላ

Radio Erena: 03 September 2021 ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ከቢድ ናይ ቁጠባ ቁልውላው ስለዝገጠሞ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ሓያሎ ኤምባሲታቱን ይዓጹን ዲፕሎማሰኛታት ይስሕብ ከምዘሎ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ንረዲኤት ዝተኸዘነ ኣእካል ዘሚቶም ክብል ትካል ግብረ ሰናይ ኣመሪካ ወቒሱ

ሓይልታት ትግራይ፣ ንረዲኤት ዝተኸዘነ ኣእካል ዘሚቶም ክብል ትካል ግብረ ሰናይ ኣመሪካ ወቒሱ

Radio Erena: 02 September 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኣተውዎ ዓድታት፣ ንረዲኤት ዝተኸዘነ ኣእካል ይዘምቱ ኣለዉ ክብል ወኪል ትካል ግብረሰናይ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ወቒሱ። እቶም ሓይልታት፣ መካይን ትካላት ግብ [...]
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ክትልግስ’ያ

ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ክትልግስ’ያ

Radio Erena: 02 September 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልግስ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍለጠ፣ ድሕሪ'ቲ ብ29 ነሓሰ፣ ኣብ ጀርመን ከተማ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ወትሃደራዊ ዝምድናአን ንምሕዳስ ዘትየን

ሱዳንን ቀጠርን፣ ወትሃደራዊ ዝምድናአን ንምሕዳስ ዘትየን

Radio Erena: 02 September 2021 ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ዝምድናአን ንምሕዳስ ኣብ ዝብል ዛዕባ፣ ዘተ ከምዘካየዳ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እዘን ክልተ ሃገራት ነዚ ዝዘተያ፣ ብጠቕ [...]
መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ

መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ

Radio Erena: 01 September 2021 ሓደ መስከረም፣ መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ትዝከር ኣላ። ባሕቲ መስከረም፣ መሰል ርእሰ ውሳኔኡ ብሕጋዊን ሰለማዊን መንገዲ ዝተነ [...]
ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን ኣውጺኣ

ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን ኣውጺኣ

Radio Erena: 01 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ብመንገዲ እታ ሃገር ንዝካየድ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን ከምዘውጽአ ኣፍሊጡ። እቲ ካብ መወዳእታ 2021 ክሳብ 2023 ዝጸንሕ ውጥን፣ [...]
ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ የቋምት

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ የቋምት

Radio Erena: 01 September 2021 ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ደገፍ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ የቋምት ከም [...]
ኤርትራ፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐዪ ዝወሓደ ደቂ ተባዕትዮ ካብ ዘለወን ሃገራት ዓለም ምዃና ሕክምናዊ መጽናዕቲ ገሊጹ

ኤርትራ፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐዪ ዝወሓደ ደቂ ተባዕትዮ ካብ ዘለወን ሃገራት ዓለም ምዃና ሕክምናዊ መጽናዕቲ ገሊጹ

Radio Erena: 31 August 2021 ብደረጃ ዓለም፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐ ዘሎ ብዝሒ ህዝቢ፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ብልዕሊ ፍርቂ ከምዝወሰኸ፣ ኣብ ሓደጋታት ዘይተላገብቲ ሕማማት ብምትኳር መጽናዕቲ ዘካየደ ማእከል ገሊጹ። [...]
1 208 209 210 211 212 384 2100 / 3831