Category: ዜና
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ሓይሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 08 November 2021
ዕጡቓት ጉሙዝ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ዝርከብ ዞባ መተከል ብዘካየድዎ መጥቃዕታት ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ።
ዘ ሪፖርተር ንነበርቲ እቲ ከባቢ ብም [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ፤ ሳልቫ ኪር ሽምግልና ከካይድ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓቲቱ
Radio Erena: 07 November 2021
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
ባይቶ ጸጥታ ብዓርቢ 5 ሕዳር ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዝገበሮ ፍሉይ ኣኼባ [...]
መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሰጒጉ
Radio Erena: 07 November 2021
መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዝሰጎገ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ሳይመን ሙሎንጎ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓቃብ ሰላም፣ [...]
ትዊተር፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ጀሚሩ
Radio Erena: 07 November 2021
ሓደ ካብ ዓበይቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝኾነ ‘ትዊተር’፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ኣካየድቲ’ቲ ትካል ኣብ ዝዘርግሑዎ ሓበሬ [...]
ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብባቡር ተረጊጾም
Radio Erena: 06 November 2021
ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ከባቢ ወደባዊት ከተማ ካሌ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብባቡር ተረጊጾም።
በቲ ብ4 ሕዳር ዘጋጠመ ናይ ባቡር ሓደጋ፣ ሓ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኩሎም ዜጋታት ብዝቐልጠፈ ክወጹ ጸዊዓ
Radio Erena: 06 November 2021
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዓርቢ 05 ሕዳር ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ጸጥታዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ተኣፋፊ ከምዘሎ ብምዝኽኻር፣ ኩሎም ዜጋታቱ ብዝቐልጠፈ ካብ [...]
ውድብ መግቢ ዓለም፣ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ኣስታት 20 ሽሕ ስደተኛታት ወርሓዊ ናይ መግቢ መቑነን ዓዲሉ
Radio Erena: 05 November 2021
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲሓሩሽን ዝርከቡ ኣስታት 20 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብ20 ጥቅምቲ ወርሓዊ ናይ መግቢ መቝነን ከምዝተዓደሎም ድሒሩ [...]
ኣመሪካን ሕቡራት ሃገራትን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረቡ
Radio Erena: 04 November 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ብቅልጡፍ ናህሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝግስግስሉ ዘለዉ እዋን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን ናብታ ሃገር ብምእታው ብ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ጸዊዑ
Radio Erena: 04 November 2021
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ፣ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ከምዝጸውዐ መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 04 November 2021
ኣብ ትግራይ ኵናት ዝተሳተፉ ኩሎም ሓይልታት፣ ገበናት ኵናት ፈጺሞም ዝብል እምነት ከምዘለዎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኮሚሽነር ሚቸል ባቸለት ተመሪሑ ብ3 ሕዳር ኣብ ዘቕረ [...]