Category: ዜና
ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 200 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 21 June 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ዞባ ምዕራብ ወለጋ፣ ጊምቢ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 200 ሰባት ከምዝተቐትሉ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣረጋጊጸን። [...]
ካብ መነባብርኡ ናይ ዝመተዛበለ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ልዕሊ 100 ሚልዮን በጺሑ
Radio Erena: 20 June 2022
ብደረጃ ዓለም፣ ልዕሊ 100 ሚልዮን ህዝቢ ካብ ቤት ንብረቱ ተመዛቢሉ ይነብር ከምዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት – UNHCR ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብምኽን [...]
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ትዝከር ኣላ
Radio Erena: 20 June 2022
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ።
እዛ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነት ሃገሩ ዝኸፈሎም ውሉዳቱ ዓመት መጸ ዝዝክረላ ዕለት፣ ገ [...]
‘ቤት ፍርዲ ሰ.መሰላት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይንሰድድ ምኽልካሉ፣ ፖለቲካዊ ድፍኢት ኣለዎ’ መ.ብሪጣንያ
Radio Erena: 19 June 2022
ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ፣ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይትሰድድ ደው ዘበለሉ መስርሕ፣ ሕቶታት ዘለዓዕል እዩ ክብል መንግስቲ ብሪጣንያ መግለጺ ኣውጺኡ።
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉ [...]
‘ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊብና’ ፕ. ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ
Radio Erena: 19 June 2022
ሰራዊት ሶማልያ፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ እታ ሃገር ምስ ኣልሸባብ ኣብ ዘካየዶ ውግእ፣ ዓሰርተታት ኣባላት’ቲ ጥሩፍ ጉጅለ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ብዓርቢ 17 ሰነ ዝተኻየደ ግጥም፣ ኣባላት ኣል [...]
‘ናይ መግቢ ረዲኤት እንተዘየሎ፣ ናብ ቤት ትምህርቲ ዘኽይድ የብልናን’ ደቡብ ሱዳናውያን ተመሃሮ
Radio Erena: 19 June 2022
ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ንደቡብ ሱዳን ዝልግሶ ዝነበረ ናይ መግቢ ረዲኤት ከጉድሎ ምውሳኑ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ’ታ ሃገር ከቢድ ጽልዋ ከሕድር ከምዝኾነ ተገሊጹ።
ቤት ጽሕፈት ሕቡራት [...]
The Impossible Mission: Reporting Human Rights Situation in Eritrea
Radio Erena: 17 June 2022
Human rights conditions are worsening at some frightening pace in Eritrea. The reports of International non-governmen [...]
ሶማልን ኬንያን፣ ብጉዳይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ተሰሓሒበን
Radio Erena: 17 June 2022
መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ ዲፕሎማስያዊ ርክባት፣ ባንዴራ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ምንብልባሉ፣ መንግስቲ ሶማል ተቓውሞኡ ገሊጹ።
ናብቲ ርክብ ዝተዓደመ ኣምባ [...]
ልኡኻት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራ ምስ ህወሓት ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ተመያይጦም
Radio Erena: 17 June 2022
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ፍሉያት ልኡኻት፣ ዳቪድ ኮርፔላ ከምኡ ድማ ፍሉይቲ ልእኽቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዞባ ቀይሕ ባሕሪን፣ ኣነት ወበር ዝመራሕ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣስመራ ምብጻሕ [...]
‘ኣብ ኤርትራ፣ 86 ሱዳናውያን ስደተኛታት ጥራይ’ዮም ዘለዉ።’
Radio Erena: 17 June 2022
ልዕሊ 800 ሽሕ ሱዳናውያን ስደተኛታት ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ይነብሩ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ጠቕላላ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘለዉ ሱዳናውያን ስደተኛታት 82 [...]