Category: ዜና
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንዝሓከሉ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ናብ ስምምዕ ሰላም ክጽንበሩ ኣብ ዝካየድ መስርሕ ክሳተፍ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 04 October 2022
ኤርትራ፣ ሓኪሎም ኣለዎ ንዝተባህሉ ዕጡቓት ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን፣ ናብ ስምምዕ ሰላም ክጽንበሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ክትሳተፍ ምዃና ንመንግስቲ እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበባት ዜና [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ብሃንደበት ቦኺራ
Radio Erena: 03 October 2022
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ካብ 30 መስከረም ክሳብ 19 ጥቅምቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ማለት ሴካፋ ብሃንደበት [...]
ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ተዓዋቲ ስልማት ፔን ኤርትራ 2022 ኮይኑ
Radio Erena: 02 October 2022
ዓመታዊ ኣብ ዝካየድ ምዕዳል ስልማት ፔን ኤርትራ፣ ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ናይዚ ዓመት'ዚ ተዓዋቲ ኮይኑ።
ምዕዳል ስልማት ፔን ኤርትራ፣ ሎሚ ሰንበት 02 ጥቅምቲ 2020'ዩ [...]
ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 02 October 2022
ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እተርእዮ ዘላ ተገዳስነት ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ኣመሪካ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ብፍላይ ምስቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተኣሳሲሩ፤ ሩስያ ቁጠባዊ [...]
ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ
Radio Erena: 02 October 2022
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ፤ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ደብዳብ ከምዘጉሃዮ ገሊጹ።
ኣፈኛ'ቲ ዋና ጸሓፊ ስተቨን ዱጃሪክ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቲ ደብዳብ ብሓፈሽኡ ከኣ [...]
ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም
Radio Erena: 02 October 2022
ካብ 1992 ኣትሒዙ፤ ኣብ ልዕሊ ሶማል ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክለዓል፤ መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ጸዊዖም።
እቶም መራሕቲ ነዚ ጻውዒት'ዚ ዘቕረቡ፤ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን [...]
ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኮይኑ
Radio Erena: 29 September 2022
ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ፣ ንወዱ ወራሲ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ክኸውን ሸይምዎ።
እቲ ሽመት፣ እቲ ስልጣን ኣቡ [...]
ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 September 2022
ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ካብ ኣህጉራዊ ማሕበር ሰብ ኩነኔ ዝስዕቦ ዘሎ፣ ብ2 [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ገሊጹ
Radio Erena: 28 September 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ምስ ሰሙናዊ መጽሄት ዘ ኒውዮርከር ኣብ ዝገበሮ [...]
ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድና ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ
Radio Erena: 27 September 2022
ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድናኣ ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ብ25 መስከረም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባ [...]