Category: ዜና

1 129 130 131 132 133 384 1310 / 3831
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ኣማሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ኣማሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም

Radio Erena: 13 October 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤኒሻንጉል፣ ዞባ መተከል፣ ዕጡቓት ብዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ኣምሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ዶቸቨለ ንምንጭታቱ ካብቲ ከባቢ ብምጥቃስ ሓቢሩ። [...]
ኣመሪካ እትርከበን 5 ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከውጽእ ጸዊዐን

ኣመሪካ እትርከበን 5 ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከውጽእ ጸዊዐን

Radio Erena: 13 October 2022 ኣመሪካ፡ ኣውስትራልያ፡ ደንማርክ፡ ጀርመን፡ ኔዘርላንድስን ብሪጣንያን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ክውጽእ ሓባራዊ ጻዊዒት ኣቕሪበን። እተን ሃገራት ኣብቲ ብ12 ጥቅምቲ [...]
ኤርትራ፣ ንጎበጣ ኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬይን ብሩስያ ዝዅንን ናይ ደገፍ ድምጺ ካብ ምሃብ ስሒባ

ኤርትራ፣ ንጎበጣ ኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬይን ብሩስያ ዝዅንን ናይ ደገፍ ድምጺ ካብ ምሃብ ስሒባ

Radio Erena: 13 October 2022 ሩስያ፣ ንኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬይን ጎቢጣ ኣካላ ክትገብረን ንዝወሰደቶ ስጉምቲ ዝኹንን ውሳኔ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት፣ ናይ 143 መንግስታት ናይ ደገፍ ድምጺ ረኺቡ። እቲ [...]
ኢጣልያ፣ ክትሃድኖ ዝጸንሐት ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ኣብ ቀይዲ ምእታዉ ኣፍሊጣ

ኢጣልያ፣ ክትሃድኖ ዝጸንሐት ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ኣብ ቀይዲ ምእታዉ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 13 October 2022 ኢጣልያ፣ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ክትሃድኖ ዝጸንሐት፣ ኣብ ምስግጋር ደቂሰብ ተዋፊሩ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ደቂሰብ ኣብ ቀይዲ ከምዝአእተወቶ ገሊጻ። እቲ ገብረመድህን ተመስገን ገብሩ ዝተባህለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት መተማ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት መተማ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 October 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘዋስን ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት መተማ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ተገሊጹ። ዘ ሪፖርተር ንምምሕዳር እቲ ከባቢ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ እቶም ኣባ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ናብ ዳህላክ ቅርበት ኣብ ዘለዋ ናይ ስዑዲ ዓረብ ደሴት ፋርሳን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መርከብ ባርዕ ኣጋጢሙ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ናብ ዳህላክ ቅርበት ኣብ ዘለዋ ናይ ስዑዲ ዓረብ ደሴት ፋርሳን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መርከብ ባርዕ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 13 October 2022 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ስዑዲ ዓረብ፣ ደሴታት ፋርሳን፣ ኣብ ሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ ባርዕ ከምዘጋጠመ መርበባት ሓበሬታ ባሕርያ ኣፍሊጠን። 25 ሰራሕተኛታት ናይታ ናብ የ [...]
ልዕሊ 10 % ካብ ህዝባ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነት ኢትዮጵያ፣ ስርናይ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክትሸይጥ’የ ትብል

ልዕሊ 10 % ካብ ህዝባ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነት ኢትዮጵያ፣ ስርናይ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክትሸይጥ’የ ትብል

Radio Erena: 10 October 2022 ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት እዚ ስርናይ ንወጻኢ ሃገራት ምሻጥ ክትጅርም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ክልል ሶማል ኣብ ዝካየ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን ልፍንታዊ መጥቅዕቲ ከፊቶም።’ ሓይልታት ትግራይ

‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን ልፍንታዊ መጥቅዕቲ ከፊቶም።’ ሓይልታት ትግራይ

Radio Erena: 10 October 2022 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን፣ ልፍንታዊ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈቱ፣ ማእከላይ ኮማንድ ሓይልታት ትግራይ፣ ብ10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣመልኪቱ። ካብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ናብ ኔዘርላንድስ ተሰጋጊሩ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ናብ ኔዘርላንድስ ተሰጋጊሩ

Radio Erena:09 October 2022 ብምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ናብ ኔዘርላንድስ ተሰጋጊሩ። እቲ ብወሊድ ዝፍለጥ ስሙ ተወልደ ጎይትኦም ከምዝበሃል [...]
ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክገብር ጸዊዖም

ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክገብር ጸዊዖም

Radio Erena:09 October 2022 ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክገብር ጸዊዖም። ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ካብ 4 ክሳብ 6 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ባይቶ [...]
1 129 130 131 132 133 384 1310 / 3831