Category: ሃገራዊ ዜና

1 197 198 199 200 201 214 1990 / 2136
ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሃለዋት ዳዊት ይስሃቕን ኤርሚያስ ተኪኤን ይሓቱ

ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሃለዋት ዳዊት ይስሃቕን ኤርሚያስ ተኪኤን ይሓቱ

Radio Erena: 15 December 2019 ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣተወ ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ ኤርሚያስ ተኪኤ ብዝምልከት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብዕለት 12 ታሕሳስ ኣብ ኣፍደገ ባይቶ [...]
ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ

ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ

Radio Erena: 12 December 2019 ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ። እቲ ብ10 ታሕሳስ 2019፣ ብሚኒስትሪ ፍትሒ ፈረንሳ ተወዲቡ፣ ብኮሚሽን ምምኽካር ንሰብኣዊ መሰላት [...]
“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 250 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ” CPJ

“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 250 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ” CPJ

Radio Erena: 12 December 2019 ክሳብ 1 ታሕሳስ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ብደረጃ ዓለም 25 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ከምዘለዉ፣ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኮሚቴ ንድሕነት ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ11 ታ [...]
ከሰላ፣ ቀቢላዊ ምትፍናን ቤጃን ሃደንዳዋን ከምዘይሃድአ ተሓቢሩ

ከሰላ፣ ቀቢላዊ ምትፍናን ቤጃን ሃደንዳዋን ከምዘይሃድአ ተሓቢሩ

Radio Erena: 11 December 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከተማ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤጃን ሰራዊት መንግስትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ካብን ናብን እታ ከተማ ዘመላልስ ጎደናታት ንሓደ መዓልቲ ከምዝተዓጽወ ፓ [...]
ኢትዮጵያን ጅቡቲን፣ ብዛዕባ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ዝበጽሐኦ ስምምዕ ከምዘየለ ተገሊጹ

ኢትዮጵያን ጅቡቲን፣ ብዛዕባ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ዝበጽሐኦ ስምምዕ ከምዘየለ ተገሊጹ

Radio Erena: 11 December 2019 ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋጽ ዘተኮረ ሓያሎ ስምምዓት ከምዝኸተማ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እዚ ዝተሓበረ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰ [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ኦስሎ፣ ኣንጻር ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ኦስሎ፣ ኣንጻር ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 11 December 2019 ኣብ ነርወይ ከተማ ኦስሎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ "ሰላም ብግብሪ ደኣ ምበር'ምበር ብዘረባ ኣይትርከበን" ክብሉ፣ ኣንጻር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰል [...]
Growing Fins and Wings

Growing Fins and Wings

Radio Erena: 09 December 2019 ¨Djibouti to host Ethiopia´s navy¨ under this controversial title Muluken Yewondwossen reported to the Ethiopian [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ሱዳንን ቀጠርን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 09 December 2019 ቀጠርን ሱዳንን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ምክያደን ሚኒስትሪ ምክልኻል ቀጠር ኣፍሊጡ። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝተኻየደ ሓባራዊ ወትሃ [...]
ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 09 December 2019 ሱዳን ኣብ የመን ዝርከብ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጡ። ንሱ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ዝበዝሐ ክፋል ሰራዊት ሱዳ [...]
እስራኤል፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሳዕቤን ምትፍናን ፖለቲካን ኣውራጃን ምዃኑ ተሓቢሩ

እስራኤል፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሳዕቤን ምትፍናን ፖለቲካን ኣውራጃን ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 08 December 2019 እስራኤል፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶም ዘካይድዎ ዘለዉ ብኻራን ካልእን ምጥቕቓዕ፣ ሳዕቤን ናይቲ እናሳዕረረ ዝመጽእ ዘሎ ብፖለቲካን ኣውራጃን ናይ ምትፍናኖም መስርሕ'ዩ ክብሉ ሬድዮ ኤረ [...]
1 197 198 199 200 201 214 1990 / 2136