Category: ዜና

1 286 287 288 289 290 384 2880 / 3831
ኩሎም መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ምኽታም ስምምዕ ሰላም ሱዳን፣ ኤርትራ ተገሊላ

ኩሎም መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ምኽታም ስምምዕ ሰላም ሱዳን፣ ኤርትራ ተገሊላ

Radio Erena: 04 October 2020 ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ወገናትን፣ ስምምዕ ሰላም ተኸቲሙ። ኣብቲ ትማሊ ቀዳም 3 ጥቂምቲ 2020፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ፣ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም፣ መራሕቲ [...]
ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፔዱሳ ዝጠሓልሉ መበል 7ይ ዓመቱ ይዝከር

ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፔዱሳ ዝጠሓልሉ መበል 7ይ ዓመቱ ይዝከር

Radio Erena: 03 October 2020 ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል ሻውዓይ ዓመት ናይቲ ህጻናት፣ ነፍሰጾራትን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ኣስታት360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ይዝክር [...]
Open Mic: 1st Conference of Bayto Yiakl USA

Open Mic: 1st Conference of Bayto Yiakl USA

Radio Erena: 03 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=ZNe88oXiWRA&feature=emb_title [...]
ኣመሪካ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝወቐሰተን ኤርትራ እትርከበን 9 ሃገራት፣ ሓገዝ ከምዘይትገብረለን ኣፍሊጣ

ኣመሪካ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝወቐሰተን ኤርትራ እትርከበን 9 ሃገራት፣ ሓገዝ ከምዘይትገብረለን ኣፍሊጣ

Radio Erena: 02 October 2020 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኤርትራ እትርከበን ትሽዓተ ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝተዋፈራ ምዃነን ወቒሱ። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ኣብቲ ብ1 ጥቅምቲ፣ ናብ ጸሓፉ ጉዳ [...]
Power to the Youth

Power to the Youth

Radio Erena: 02 October 2020 Teenagers and young adults have a history of driving social change. In New York in 1899 a newsboy named Kid Blink [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ከርካሻ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዳህሳስ ወርቂን ነሓሰን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ፣ ከርካሻ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዳህሳስ ወርቂን ነሓሰን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 October 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ኣብ ዝርከብ ከባቢ ከርከሻ፣ ካብ 2018 ኣትሒዙ ኣብ ዳህሳስ ወርቅን ነሓሰን ዝተዋፈረ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን ዝተባህለ ኩባንያ ዘተባብዕ ውጽኢት ምርካቡ [...]
ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ምዕራብን ገማግም ቀይሕ ባሕሪን ኤርትራ ገና ምፍራይ ይቕጽል ምህላዉ ውድብ መግብ ሕርሻን ኣተሓሳሲቡ

ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ምዕራብን ገማግም ቀይሕ ባሕሪን ኤርትራ ገና ምፍራይ ይቕጽል ምህላዉ ውድብ መግብ ሕርሻን ኣተሓሳሲቡ

Radio Erena: 01 October 2020 ካብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ዞባ ቀይሕ ባሕርን ሃገራት ደቡባዊ ኤስያን ብብዝሒ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብተዛማዲ ክዝሕል ይርአ እኳ [...]
ማሊ፣ ምሉእ ብምሉእ ብሲቪል ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳብ ዝምስረት እገዳ ክቕጽል ተኽእሎ ኣሎ ተባሂሉ

ማሊ፣ ምሉእ ብምሉእ ብሲቪል ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳብ ዝምስረት እገዳ ክቕጽል ተኽእሎ ኣሎ ተባሂሉ

Radio Erena: 01 October 2020 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ድሕሪ ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ዕልዋ፣ ካብ 15 ሃገራት ኤኮዋስ እገዳ ተነቢሩላ ዘሎ ማሊ፣ ክልዓል እንተኾይኑ፣ ምሉእ ብምሉእ ብሲቪል ዝቖመ መሰጋገሪመንግስቲ ክምስረት [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 መስከረም 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 መስከረም 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=pkl7N_qd0NU&feature=emb_title [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 29 መስከረም 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 29 መስከረም 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=xtCk4SHg97s&feature=emb_title&fbclid=IwAR2ltjR2RUXAisOAP3I0nWNHk1ipFSEeS_81OOblsCfbG78rZyAX3kFw4GU [...]
1 286 287 288 289 290 384 2880 / 3831