Category: ሃገራዊ ዜና

ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ
Radio Erena: 15 September 2019
ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም።
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ግቡእ ቀረብ ኣገልግሎት ማይ [...]

ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል
Radio Erena: 13 September 2019
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ናይ መተባብዒ ሓገዛት ክትገብር ምዃና ገሊጻ።
ብፍቓዶም ናብ ሃገሮም ንዝመለሱ ወጻእተኛታት፣ ናይ ትምህርቲ ይኹን ካልእ መደባ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 12 September 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ናብ ደሴት ሰኮትራ ተዋፍሮም ከምዘላ ተገሊጹ።
ሶኮትራ ፖስት፣ ንስለያዊ ምንጭታት እታ ደሴት ብምጥቃስ ብዘቕረቦ ዜና [...]

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም
Radio Erena: 11 September 2019
ርዋንዳ፣ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝሳቐዩ ንዘለዉ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ክትቅበል ዘኽእላ መዘክር ትማሊ 10 መስከረም ከቲማ።
እቲ ኣብ መን [...]

ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ቀዳመይቲ ኮይና
Radio Erena: 10 September 2019
ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ወይ ሳንሱርሺፕ፣ ኣብ ዓለም ቀዳመይቲ ምዃና፣ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል፣ [...]

ዝበዝሑ ተጻወቲ ሃገራት ጋንታ ኤርትራ፣ ብዋሕስ ናብ ናሚብያ ምጋሾም ተገሊጹ
Radio Erena: 10 September 2019
ኣብ ገዛእ ሜዳኣ፣ ብናሚብያ 2 ብ1 ዝተሳዕረት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ሎሚ 10 መስከረም ኣብ ናሚብያ ናይ መልሲ ግጥም ከተካይድ'ያ።
እታ ሃገራዊት ጋንታ፣ ኣብቲ ኣ [...]

ሕ/ሃ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር’ዩ
Radio Erena: 10 September 2019
ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት፣ ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር ምዃኑ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምውህሃድ [...]

ካብ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ 8ይ ደረጃ ሒዙ
Radio Erena: 09 September 2019
ኣብዚ እዋን'ዚ ካብ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ፣ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሻሙናይ ደረጃ ሒዙ።
መዝገብ ዕ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ዓሰብ ዝተዓሸጋ መራክብ ኲናት ነዘርላንድስ ኣብ ጸገም ወዲቐን
Radio Erena: 08 September 2019
ኣብ ወደብ ዓሰብ ተዓሺገን ዘለዋ ክልተ መራኽብ ኲናት ነዘርላንድስ፣ ኣብ ኣጸጋሚ ኩነታት ከምዝርከባ ተገሊጹ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ነዘርላንድስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እተን ኣብ ስ [...]

ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ
Radio Erena: 05 September 2019
ካብ 19 ክሳብ 31 ነሓሰ ኣብ ሞሮኮ፣ ከተማ ራባት፣ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ ካልእ ሃ [...]