Category: ሃገራዊ ዜና

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ
Radio Erena: 09 October 2020
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናይ ኤርትራን ሽወደንን ድርብ ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ዝርከቦም፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ።
እቲ ን27 ሃ [...]

ትግርኛ ኣብ Google Translate
Radio Erena: 09 October 2020
ትግርኛ ኣብ Google Translate ብኸመይ? ምስ ኣቶ ቢንያም ገብረሚካኤል ዝተኻየደ ዕላል።
https://www.youtube.com/watch?v=htSLewRYRL0&feature=em [...]

ናይ ሎሚ ሓሙስ 08 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 08 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=MtPiPuwVZbE&feature=emb_title [...]

ሱዳናዊ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ተመዚዙ
Radio Erena: 07 October 2020
ኮሚሽንሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንሱዳናዊ ክኢላ ሕጊ፣ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ፍሉይ ልኡኽን ጸብጻብን ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክኽውን መዚዝዎ። [...]

ኤርትራዊት ኣትለት መቕደስ ወልዱ፣ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ናንሲ ኣብ ዝተኻየደ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ
Radio Erena: 06 October 2020
ኤርትራዊት ኣትሌት መቕደስ ወልዱ፡ ብሰንበት 04 ጥቅምቲ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ናንሲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 13 ውድድር ፍርቒ ማራቶን ቀዳመይቲ ብምውጻእ ተሸላሚት ወርቒ ሜዳልያ ኮይና።
[...]

ምስ ኤርትራ ኣብ ዝዳወብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ንናጽነት እቲ ዞባ ጸዊዖም
Radio Erena: 06 October 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ኣብ ከተማ ሲንካት ኣብ ዝገበርዎ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዋዕላ፣ ንምንጻል ምብራቕ ሱዳን ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
እቶ [...]

ን29 ዓመታት ዝተኣሰረ ኤርትራዊ ሓረበኛ ጀነራል ቢትወደድ ኣብራሃ
Radio Erena: 05 October 2020
ኣብ ታሪኽ ናጻ ኤርትራ፣ ንፍትሒን ሕጊን ብምጽዋዕ ካብ ዝተኣስሩ ሓረበኛታት ቀዳማይ ምዃኑ ዝንገረሉ፣ ገዲም ተጋዳላይ ሓርነት፣ ጀነራል ቢትወደድ ኣብራሃ፣ ናብ ማእሰርቲ ካብ ዝኣቱ፣ ጽባሕ [...]

ናይ ሎሚ ሰኑይ 05 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 05 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=BIjewrNHIH8&feature=emb_title [...]

ኩሎም መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ምኽታም ስምምዕ ሰላም ሱዳን፣ ኤርትራ ተገሊላ
Radio Erena: 04 October 2020
ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ወገናትን፣ ስምምዕ ሰላም ተኸቲሙ።
ኣብቲ ትማሊ ቀዳም 3 ጥቂምቲ 2020፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ፣ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም፣ መራሕቲ [...]