Category: ሃገራዊ ዜና

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 October 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ [...]

ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም
Radio Erena: 15 October 2020
ኣብ ጀርመን፣ ከባቢ ከተማ ሄሊገንሮስ፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ከምዝተረኽቡ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቶም ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም፣ ኤርትራውያን ምዃኖም [...]

ናይ ሎሚ 14 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-
Radio Erena 14 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=8ffHWalBG3A&feature=emb_title [...]

ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋታ
Radio Erena: 13 October 2020
ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋቲት ኮይና።
እዚ ኣብ ናይጀርያ ዝመደበሩ ዘ [...]

ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ተባሂሉ
Radio Erena: 13 October 2020
ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ብሪጣንያ ተረቑሑ።
ጸሓፊ፣ ገጣሚን ጋዜጠኛን ኣማኑኤል ኣስራት፣ [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-
Rado Erena: 13 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=9n0816FiJvo&feature=emb_title [...]

ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ
Radio Erena: 11 October 2020
ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ነበር፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ካናዳ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን መስሪቶሞ ዝጸንሑ ክሲ፣ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ብዝተበጽሐ ሽምግልና (Settlemen [...]

ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ
Radio Erena: 11 October 2020
ኣብ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክሳብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ዝነበረ ግዜ ልዕሊ 1.55 ሚልዮን ሰባት ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣመልኪቱ።
እቶም 1.29 ሚል [...]

Open Mic ምስ ኣቦ መንበር ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣመሪካ ነበር፣ ኣቶ ሉኡል ዘውደ
Radio Erena: 10 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=AYEyTr00rFY&feature=emb_title [...]