Category: ሃገራዊ ዜና

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት መውጽኢ ቪዛ ከልኪሉ
Radio Erena: 09 December 2020
ብትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ብውልቂን ናብ ዝተፈላለየ ሃገራት ክጣየሱ ጉዳዮም ተወዲኡ፣ በረራ ጥራይ ክጽበዩ ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ መውጽኢ ቪ [...]

Women’s Voices Must Be Heard: The Hidden Lives of Female Refugees in Libya
Radio Erena: 09 December 2020
Despite women making up an estimated 10 percent of the refugees and migrants in Libya, their voices are frequentl [...]

The Stretch to the Breaking Point
Radio Erena: 08 December 2020
On the 4th of December, the Arabic program of Radio Erena presented a comprehensive program on the impacts of the [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 ታሕሳስ ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 08 December 2020
https://www.youtube.com/watch?v=7o4BwvvppKo&feature=emb_title [...]

ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርትን ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 08 December 2020
ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ዝተወግኡ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርቲን ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
ኣብ ሆስፒታላት ተሰነይን ባረ [...]

UN Negotiates the Use of Eritrean Ports for humanitarian aid in Tigray
Radio Erena: 07 December 2020
Diplomatic sources confirmed to Radio Erena the current negotiations between the United Nations and Eritrea for u [...]

መ.ኢትዮጵያ፣ ናብ ዘይቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ረዲኤት ክባጻሕ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 06 December 2020
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ከምዝተሰማመዐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ትካላት ረዲኤት ናብ መላእ’ቲ ዞባ ክበጽሓ ጻውዒት ቀሪቡ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብረቡዕ [...]

“ኣብ ዶብ ዝርከባ ዓድታት ኣኽራን፣ እዚ መጥቃዕቲ ኣብ ዝጀመረሉ፣ ናብ ኤርትራ ዝኣተወ ሰራዊት ኣብይ ኣሕመድ ክቕልባ’የን ተገዲደን።”
Radio Erena: 04 December 2020
https://www.youtube.com/watch?v=_-oGhJ3vRWI&feature=emb_title [...]

“ሚሊሻታት፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።” ነባሪት መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ
Radio Erena: 04 December 2020
"ሚሊሻታት ትግራይ፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።"
ሕቶ ጋዜጠኛ፣- ሚሊሻታት ትግራይ ምዃኖም ብኸመይ ፈሊጥኩም?
ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ኣብ ህሉው ኩነታት መዓስከር ዓዲ ሓ [...]

ኤርትራ፣ ምውፋር ሰራዊት ናብ ትግራይ ኣብ ትቕጽለሉ ዘላ እዋን፣ ህዝቢ ደም ክልግስ ጽዑቕ ጎስጓስ ይካይድ ኣሎ
Radio Erena: 04 December 2020
ኤርትራ፣ ኣብ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰሜን፣ ድጋፍ ሂባን ካብ መሬታ ተበጊሱ መጥቃዕቲ ከካይድ ሓጊዛን ጥራይ ዘይኮነ፣ ሰራዊታ'ውን ኣብቲ ኵናት [...]