Author: admin
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ኩነታት ንኽፍታሕ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: January 27, 2014 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ዘሎ ዘይተፈትሐ ጉዳይ ዶብ መኸተምታ ንምግባር፣ ክልቲኤን ሃገራት ንኽቐራረባ፣ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ኣመሪካ ከምዝጸውዑ ይግለጽ ኣሎ። [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ንፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ኮንፈረንስ ብምክያድ ዘኪሮማ
Radio Erena: January 27, 2014 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዘካየድዎ ዝኽሪ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ መንእሰያት'ውን ብ24 ጥሪ [...]
Ethio-Eritrea: Calls for international rapprochement
Radio Erena: January 26, 2014 Several former senior US diplomats have called for an end to the unresolved border dispute between Eritrea and Ethiopi [...]
Yemeni diplomat: 132 Yemeni fishermen released by Eritrea
Radio Erena: January 24, 2014 The Eritrean authorities released on Monday 132 Yemeni fishermen who were detained by Eritrea, charge d'affaires of t [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 132 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ተለቒቖም
Radio Erena: January 24, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽሖም 132 የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ ከምዝለቐቖም፣ ኤምባሲ የመን ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ። እቶም ብሰኑይ 20 ጥሪ ዝተለቑ የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም [...]
ኣብ ጅቡቲ ኣብ ቤት ምእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምሩዃት ኵናትን ስደተኛታትን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ የካይዱ
Radio Erena: January 24, 2014 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ነገድ ተታሒዞም ዘለዉ ምሩዃት ኵናት ኤርትራን ስደተኛታትን ዝጀመረዎ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ፣ ይቕጽልዎ ከምዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ [...]
ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣንጻር ፖሊሲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ይቕጽል
Radio Erena: January 23, 2014 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ከም መቐጸልታ ናይቲ ብዕለት 21 ታሕሳስ ዝጀመርዎ መሰል ስደተኛ ንምርግጋጽ ዝዓለመ ሰለማዊ ሰልፊታት ትማሊ 2 [...]
ገደም ፋብሪካ ሰሜንቶ ብቻይናዊ ኩባንያ ክመሓደር’ዩ
Radio Erena: January 23, 2014 ብሰንኪ ዋሕዲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፍርያቱ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናጎደለ ዝመጸ ገደም ፋብሪካ ሰሜንቶ፣ ብቻይናዊ ኩባንያ ህንጻ ‘ሰፍኮ’ ክመሓደር ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ጥቕምቲ [...]
ኣብ እስራኤልን ሃገራት ምዕራብን ዝረከቡ ኤርትራውያን ኣንጻር ፖሊሲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብምቅዋም ሎሚ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: January 22, 2014 ኣብ እስራኤልን ሓያሎ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝርከቡ ኤርትራውያን ሎሚ 22 ጥሪ ኣብ ኣንጻር ፖሊሲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኣብ ኣመሪካን [...]
ብሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ከምዝተታሕዘት እትግለጽ ዘላ መርከብ ዋንነታ ናይ ቶጎ ምዃና ተሓቢሩ
Radio Erena: January 22, 2014 ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዘእቱ ወሽመጥ ዓደን ተጨውያ ናብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ከምዘምርሐት ዝተግለጸት ናይ ንግዲ መርከብ፣ ዋንነታ ናይ ቶጎ ምዃኑ ተረጋጊጹ። እታ ካብ ወደብ ባጽዕ ኣስታት 4 [...]