Author: admin

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ንምትግባር የጠንቕቕ
Radio Erena: 14 August, 2014 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ከምዝገብር ኣጠንቒቑ። ባይቶ ጸጥታ ነዚ መጠንቐቕታ ዘቕረበ፣ 15 ዝኣባላታ ወከልቲ ናይቲ ባይቶ ብሰሉስ 12 ነሓሰ ኣብ ጁባ [...]

ጓል 49 ዓመት በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት ሙጋበ፣ ንስልጣን 90 ዓመት ዝዕድሚኡ በዓል ቤታ ክትርከብ ከምእትኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 14 August, 2014 በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋበ፣ ስልጣን ናይቲ ብእርጋን ተሰኒፍ ዝርከብ በዓል ቤታ ፕረዚደንት ዙምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ክትርከብ ከምእትኽእል ይግለጽ ኣሎ። 90 ዓመት ዝዕድሚኡ ፕረዚደንት ሮበርት [...]

ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: 13 August, 2014 ሓድሽ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ የመን መሓመድ ሸኽ ዓብዱል ጀሊል ምስ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ የመን ዓዋድ ኣል ሶኮርቲ ትማሊ ሰሉስ 12 ነሓሰ ተራኺቡ ኣብ ዝተዘራረበሉ፣ ኣብ መንጎ ኤርት [...]

‘ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ክፍነወላ ንዝኽእል መጥቃዕቲ ድልውቲ’ያ’ ሚ.ም ሱዳን
Radio Erena: 13 August, 2014 ሱዳን ካብ እስራኤል ክፍነወላ ንዝኽእል መጥቃዕቲ ተዳልያትሉ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ነዚ መግለጺ'ዚ ዝሃበ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ኮለነል ኣል ዋራሚ ካልድ ስዒድ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ሱዳን [...]

‘ንምንጪ ተቓወምቲ ዝኾነ መንግስቲ ኤርትራ ክሳብ ምእላይ ዝኣመሰለ ስጉምቲ ክንወስድ ንኽእል ኢና’ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ
Radio Erena: 12 August, 2014 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያምድ ደሳለኝ ጽንዓት ምስ ዝተባህለት ኣብ ኣመሪካ እትርከብ ሬድዮ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቅ፣ ካብ ኤርትራ ንዝብገሱ ተቓወምቲ ንምድምሳስ [...]

ፕረዚደንት ኣልበሽርን መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማሻርን ተዘራሪቦም
Radio Erena: 12 August, 2014 መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማሻር ምስ ፕረዚደንት ሪፖብሊክ ሱዳን ሓሰን ዑመር ኣልበሽር ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ማሻር፣ ኣብቲ ምስ ኣልበሽር ዘካይዶ ርክብ፣ ንምዕባለታት’ቲ ብኢጋድ ተማእኪሉ ኣ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ጅቡቲ ፍሉይ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዳ
Radio Erena: 12 August, 2014 ፈረንሳ፣ ኣብ በረኻታት ጅቡቲ ወትሃደራዊ ልምምድ ከተካይድ ከምዝቐነየት ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ፈረንሳ ኣብ በረኻታት ጅቡቲ ከተካይዶ ዝቐነየት ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብቐንዱ ነተ [...]

መርድእ ግዳያት ሓደጋ ባሕሪ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን፣ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ሓዘንን ሻቕሎት እንሃለወ፣ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ‘ኣመሪካ’ ጥራይ ምባሉ ህዝቢ ኣቖጢዑ
Radio Erena: 11 August, 2014 ኣብ ከባቢ 27ን 29 ሓምለ ዝጠሓለት ጃልባ ናይ ዝሞቱ 155 ኤርትራውያን መርድእ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን፣ ናይታ ኣብ 28 ሰነ ካብ ሊብያ ተበጊሳ ደሃይ ዘጥፍአት ጃልባ ድ [...]

ካብ ስቶኮልም ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ዝኣተዉ ኣስታት 300 ኤርትራውያን፣ መምለሲ ስኢኖም
Radio Erena: 11 August, 2014 መንዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ካብን ናብን ኣስመራን ስቶኮምን ዝጀመሮ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ሰለስተ ወርሒ ኣብ ዘይመልእ ግዜ ብሃንድበት ብምቁራጹ፣ በቲ መንገዲ ኣየር ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ኣስ [...]

ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራ ዘይንቡር ስለዝኾነ፣ ፕረዚደንትን ሚኒስተራትን ብወለንትኦም ካብ ስልጣን ክወርዱ ከገድዶም ኔርዎ ክትብል ሓንቲ ናይ ቤልጁም ጋዜጣ ጠቒሳ
Radio Erena: 08 August, 2014 ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ሓደ ካብ ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ቤልጁም’ውን ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነን ሓምለን እቲ ዝበዝሐ ቁጽሪ ከምዝመዝገበት ኣፍሊጣ። [...]