Author: admin
ወኪል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራ ዑደት ንምክያድ ዘቕረቦ ሓሳብ ብኣመሪካ ተነጺጉ
Radio Erena: 19 April 2016 ወኪል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ እገዳ ተነቢሩለን ናብ ዘሎ ሶማልን ኤርትራን ዑደት ንምክያድ ዘቕረቦ ሓሳብ፣ እቲ ናይ ሶማል ደገፍ ክረክብ እንከሎ፣ እቲ ናይ ኤርትራ ግና ብኣመሪካ ተቐባልነት [...]
ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ዝሓድሩ ስደተኛታት ብዘጎሃሃርዎ ግጭት ሓያሎ ቆሲሎም
Radio Erena: 18 April 2016 ኣብ ጎደና ፓሪስ፣ ኣብ ትሕቲ ድልድል መንገዲ ባቡር ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ስደተኛታት ኣብ ሓድሕዶም ብዝጎሃሃርዎ ግጭት ሓያሎ ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ናብ ሎሚ 18 ሚያዝያ ናብ ዘ [...]
400 ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን ኢትዮጵያን ዝጸዓና ጀላቡ ኣብ ማእከላይ ባህሪ ጥሒለን
Radio Erena: 18 April 2016 ኣስታት 400 ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን ኢትዮጵያን ዝጸዓና ኣርባዕተ ጀላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒለን። እተን መብዛሕቶም ዜጋታት ሶማል ምዃኖም ዝተገልጹ ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ገማግም ባሕሪ ግ [...]
ወዱ ንሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ስድራቤት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ይሓቱ
Radio Erena: 18 April 2016 ወዱ ንሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ስድራቤት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ምሕታት ይቕጽሉ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ከባቢ ዓሰብ ሓድሽ ወደብ ትሃንጽ ከምዘላ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 18 April 2016 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ከባቢ ዓሰብ ሓድሽ ወደብ ትሃንጽ ምህላዋ መርበባት ሓበሬታ ይገልጻ። እቲ ብሳትላይት ካብ ዝተላዕለ ኣሳእል ተሰንዩ ቀሪቡ ኣብ ዘሎ ሓበሬታ፣ ኣብ 2013 ዝኾነ ናይ ህ [...]
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ዶብ ብምጥሓስ ኣብ ዘካየድዎ መጥቃዕቲ 140 ኢትዮጵያውያን ከምዝቐተሉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 18 April 2016 ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ዶብ ኢትዮጵያ ብምጥሓስ ኣብ ኣብ ዞባ ጋምቤላ 140 ሰባት ከምዝቐተሉ ኣልጀዚራ ሓቢራ። እታ ማዕከን ዜና ንሚኒስተር ዜና ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረበቶ [...]
ብሰንኪ ኣብያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዛጊት ኣብ ግብሪ ዘይውዓለ ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ኮሚሽን ዶብ መበል 14 ዓመቱ ኣቝጺሩ
Radio Erena: 15 April 2016 ብሰንኪ ኣብያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዛጊት ኣብ ግብሪ ዘይውዓለ ናይ መወዳእታን ቀያድን ኣህጉራዊ ብይን ኮሚሽን ዶብ መበል 14 ዓመቱ ኣቝጺሩ። መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዶባ ኣሳቢቦም ኣብ [...]
ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣስታት 250 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ከምዘለዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 15 April 2016 ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣስታት 250 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ከምዘለዉ ወትሃደራዊ ኣማኻሪ ንፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ጀነራል ፓኦሎ ሴራ ሓቢሩ። እቲ ጀነራል ንኮሚሽን ሚኒስተራት ጉ [...]
ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ጽዑቕ ወትሃደራዊ ምንቅስቓስ ይርአ ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 13 April 2016 መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ምንቕስቓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታት ዜና ካብቲ ቦታ የመልክቱ። ንሱዳንን ኤርትራን ዘዳውብ መስመር ከሰላ ተሰነይ'ውን [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ 13 መራሕትን ኣገልገልትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኣሲሩ
Radio Erena: 13 April 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ልዕሊ 13 ዝኾኑ ሓለፍቲ ኣብያተ-ክርስቲያንን (ሊቃነ-መናብርት) ኣገልገልትን ካህናትን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ከምዝኣሰረ መርበብ ሓበሬታ [...]