Author: admin

ተገፊፎም ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት ኣብ ሳዋን ከባቢኣን ኣብ ከቢድ ናይ ጉልበት ስራሕ ይዋፈሩ
Radio Erena: 11 July 2016 ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ተገፊፎም ክዕለሙ ዝጸንሑ ኣሽሓት ኤርትራውያን፣ ኣብ ሳዋ ኣብ ከቢድ ናይ ጉልበት ስራሕ ተዋፊሮም ከምዘለው ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ካብ 3 ክሳብ 5 [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ንምክትል ፕረዚደንት ኡጋንዳ ነበር ዋና ጸሓፊ ኮሚሽን ሕ/ኣ ኮይኑ ንኽምረጽ ይድግፍ
Radio Erena: 11 July 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምክትል ፕረዚደንት ኦጋንዳ ነበር ዶክተር ስፔሶዛ ዋንዲራ ካዚብወ ዋና ጸሓፊ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ንኽምረጽ ከምዝድግፍ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ [...]

ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ሚሊሻ ኢትዮጵያን ሓርስቶት ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 11 July 2016 ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ሚሊሻ ኢትዮጵያን ሓርስተቶት ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። እቲ ንኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ገዳርፍ፣ ከባቢ ዋድ ዓቡሊሳን [...]

Eritrean Airlines Passengers inbound from Saudi Arabia Outraged by Rampant Delays
Radio Erena: 09 July 2016 Eritrean Airlines passengers are reportedly frustrated by continuous delays and cancellations on their scheduled flights to [...]

ካብ ጅዳ ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝተበገሱ ገያሹ ንመዓልታት ይደናጎዩ
Radio Erena: 08 July 2016 መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ጅዳ- ኣስመራ ንዝመላለሱ ገያሹ ንመዓልታት የደናጉዮም ምህላዉ ተሓቢሩ። መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝጥቐሙ ገያሹ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሑዞም ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተመደበ ግዜ [...]

“ኣብ እስራኤል ፣ ስራሕ ዝደልዩ ደኣ’ምበር ሓተቲ ዑቕባ የለውን” ቀ/ሚ ቤንያሚን ናታንያሁ
Radio Erena: 08 July 2016 "መንግስቲ እስራኤል፣ ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳን ዝጠረዞም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ሓተቲ ዑቕባ ዘይኮኑ፣ ናይ ስራሕ ዕድላት ንምርካብ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ'ዮም ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያ [...]

ፍልይቲ ልእኽቲ ኡጋንዳ፣ ካብ ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተላእከ ደብዳቤ ኣብጺሓ
Radio Erena: 07 July 2016 ፍልይቲ ልእኽቲ መንግስቲ ኡጋንዳ ሰሲልያ ኦግዋላ፣ ብዛዕባ ተሳታፍነት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 27 ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምዝርራብ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዳ። እቲ ፍልይቲ ልእኽቲ ኣ [...]

ፕረዚደንት ሶማል ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ከምዝተራኸብ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 07 July 2016 ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ከምዝተዘራረበ ይግለጽ ኣሎ። ክልቲኦም መንግስታት ብዛዕባ'ዚ ብማዕ [...]

ቀ/ሚ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቀጥታዊ ዝርርብ ንምክያድ ድሉው ምህላዉ ንፓርላማ ሓቢሩ
Radio Erena: 07 July 2016 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቀጥታዊ ዝርርብ ንምክያድ ድሉው ምህላዉ ብ5 ሓምለ ንፓርላማ እታ ሃገር ኣብ ዘስምዖ መደረ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]

ኣብ ባልጃ ተሓቢኡ ናብ ስዊዘርላንድ ክኣቱ ዝፈተነ ‘ኤርትራዊ’ ተታሒዙ
Radio Erena: 06 July 2016 ኣብ ባልጃ ተሓቢኡ ናብ ስዊዘርላንድ ክኣቱ ዝፈተነ 'ኤርትራዊ' ምዃኑ ዝገለጾ ስደተኛ ከምዝተታሕዘ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ። ፖሊስ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ ኤርትራዊ'ዩ ዝበሎ [...]