Author: admin

1 236 237 238 239 240 485 2380 / 4847
ወከልቲ መማህራን ዚምባብወ ተቓውሞ የካይዱ

ወከልቲ መማህራን ዚምባብወ ተቓውሞ የካይዱ

ኣብ ዚምባብወ ኣብ ገጠራት ዝተመደቡ መማህራን ዝገብርዎ ዘለዉ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ካብ መንግስቲ’ታ ሃገር ከቢድ ምፍርራህ ይወርዶም ከምዘሎ ገሊጾም። እቶም ወከልቲ መማህራን ተቓውሞኦም፣ ካብ ከተማ ሙታዋታዋ ናብ ርእሰ ከተማ ሃራረ ናይ 200 ኪ [...]
ሰራዊት እስራኤል ንስደተኛታት ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል ተኣዚዙ

ሰራዊት እስራኤል ንስደተኛታት ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል ተኣዚዙ

ሚኒስተር ምክልኻል እስራኤል፣ ሰራዊት እታ ሃገር ንስደተኛታት ዝገብሮ ሓገዝ ብቕጽበት ደው ከብል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። ሚኒስተር ኣቪግዶር ለይበርማን ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኣብ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ፣ ገለ ኣሃዱታት ሰራዊት ኣብ ትርፊ ግዚኦም ን [...]
ኣብ ከሰላ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ህይወት ሓያሎ ሰባት ወሲዱ

ኣብ ከሰላ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ህይወት ሓያሎ ሰባት ወሲዱ

ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሱዳን ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልዕ፣ ልዕሊ ሚእቲ ሰባት ከምዝቐተለ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ። ሩባ ጋሽ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ብምውሓዙ ዝፈጠሮ ዕልቕልዕ ዝተሃርመ ከባቢታት ከሰላ ብኣሽሓት ዝቑጸር ኣባይቲ እው [...]

ንኣተሓሕዛ ሜድያ ሃገራት ዓረብ ዝርኢ ዋዕላ ኣብ ሱዳን ክካየድ’ዩ

መራኸቢ ብዙሓን ሃገራት ዓረብ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ግብረሽበራ ዝምርምር ዋዕላ ኣብ ከተማ ካርቱም ክካየድ እዩ። እቲ ሓሙስ ዕለት 18 ነሓሰ ዝጅምር ዋዕላ ብሚኒስትሪ ዜና ሱዳንን ማሕበር ሃገራት ዓረብን ዝተወደበ ምዃኑ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ ግዚያዊ መዕቆብ ስደተኛታት የዕኑ

ፖሊስ ፈረንሳ ግዚያዊ መዕቆብ ስደተኛታት የዕኑ

ፖሊስ ፈረንሳ ስደተኛታት ተዓቚቦምሉ ዝነበሩ ግዚያዊ መጽለሊ ኣዕንዩ። እዚ ብተኸታታሊ ንመበል 30 ግዚኡ ዝካየድ ዘሎ ምዕናው ግዚያዊ መጽለሊ፣ ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ሓያሎ ስደተኛታት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣውዲቑዎም ከምዘሎ ተፈሊጡ። [...]
ኩነታት ተመሃሮ መበል 29 ዙርያ ሻቕሎት ፈጢሩ

ኩነታት ተመሃሮ መበል 29 ዙርያ ሻቕሎት ፈጢሩ

ተመሃሮ መበል 29 ዙርያ ዋርሳይ ይከኣሎ ስድራቤቶም ክርእዩ ስለዘይተፈቕደሎም፣ ኣብ ብዙሓት ስድራቤታት ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ተረኺቡ ብዘሎ ሓበሬታ መሰረት፣ እቶም ናብ ኮሌጃት ዘእቱ ነጥቢ ዘይረኸቡ ብቐጥታ [...]
ጂቡቲ ሲቪላዊ መጎዓዝያ ነፈርቲ ክትጅምር’ያ

ጂቡቲ ሲቪላዊ መጎዓዝያ ነፈርቲ ክትጅምር’ያ

ጂቡቲ ድሕሪ 14 ዓመታት ንፈለማ እዋን ሲቪላዊ መጎዓዝያ ነፈርቲ ክትጅምር’ያ። መንግስቲ ጂቡቲ ዝዓደጋ ቀዳመይቲ ነፋሪት ቦዪንግ 737 ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝበጽሓትሉ፣ ፕረዚደንት ኢስማዒል ዑመር ገለ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ [...]
ናጽነት ሃይማኖታት ኤርትራ ኣብ እትርከበን 16 ሃገራት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘሎ ተገሊጹ

ናጽነት ሃይማኖታት ኤርትራ ኣብ እትርከበን 16 ሃገራት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘሎ ተገሊጹ

ናጽነት ሃይማኖታት ኤርትራ ኣብ እትርከበን 16 ሃገራት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ገሊጹ። እቲ ትካል ዓመታዊ ኣብ ዘውጽኦ ኣህጉራዊ ጸብጻብ፣ ጉጅለታት ዳዒሽ፣ ኣልሸባብ፣ ኣልቃዒዳን ቦኮ ሓራምን፣ ኣብ ልዕሊ ኣመ [...]
ኣህጉራዊ ጉጅለ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣህጉራዊ ጉጅለ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪዱ ዝነበሩ ሰባት ዝወረደ መቕተልቲ ዝምርምር ኣህጉራዊ ጉጅለ ናብታ ሃገር ክኣቱ ጻውዒት ቀሪቡ።ኣቦ ወንበር ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘይድ ኣል ሑሰይን ካብ ከተማ ጀኔቫ ኣብ ዝሃ [...]
ሓያሎ ስደተኛታት ኣብ ዶብ ኢጣልያን ፈረንሳን ተዓጊቶም ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይርከቡ

ሓያሎ ስደተኛታት ኣብ ዶብ ኢጣልያን ፈረንሳን ተዓጊቶም ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይርከቡ

ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ዶብ ኢጣልያን ፈረንሳን ተዓጊቶም ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከቡ ተሓቢሩ።እቶም ኣብ ከባቢ ከተማ ቨንቲሚሊያ ናይ ኢጣልያ ተዓጊቶም ዘለዉ ስደተኛታት፣ ብፈረንሳ ኣቢሎም ናብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮ [...]
1 236 237 238 239 240 485 2380 / 4847