Author: Admin

ሱዳን ኣብ ዶባታ እትገብሮ ምህናጽ ትሕተ ቅርጺ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ
Radio Erena: 22 May 2022
ሱዳን ኣብ ምብራቓዊ ዶባታ እትገብሮ ዘላ ሓድሽ ምንቅስቓስ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ንፓርላማ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
IMF ንሶማል ዝወሃብ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክቕጽል ተሰማሚዑ
Radio Erena: 22 May 2022
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንሶማል ዝወሃብ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክቕጽል ተሰማሚዑ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ፕረዚደንታዊን ባይቶኣዊን ምርጫ ሶማል ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ተኻዪዱ፣ ቅድሚ ዕ [...]
ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ የመንን ኢራንን ብዝምልከት ዘትየን
Radio Erena: 22 May 2022
ሰበስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ የመንን ኢራንን ብዝምልከት ዘትዮም።
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ምስ ምኽትል ሚኒስተር ምክልኻል ልዑል ኻልድ ቢን ሳልማን [...]
ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ
Radio Erena: 15 May 2022
ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ።
እቲ ብ10 ግንቦት ዝቐረበ ክሲ፣ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ብሪጣንያ ወይ ሆም ኦፊስ፣ ንኣ [...]
ምስራሕ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ-ጂቡቲ ደው ኢሉ
Radio Erena: 15 May 2022
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንምስራሕ መስመር መንገዲ ባቡር ብዝምልከት ዝተኻየደ ስምምዕ፣ ዕንቅፋት ኣጋጢሙዎ ደው ኢሉ ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ኣቃሊሐን።
እቲ ምስራሕ መንገዲ ባቡር ብወ [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ኣብ ዝካየደሉ ድሮ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ
Radio Erena: 15 May 2022
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ኣብ ዝካየደሉ ድሮ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ።
ፖሊስ ከተማ ሞቓድሾ፣ ጸጥታዊ ርግኣት እታ ከተማ ኣስጋኢ ስለዘሎ፣ ንኣገዳሲ ጉዳይ እንተዘይኮይኑ፣ ምንቅ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ሃይማኖታዊ ግጭት ከምዘጉሃዮ፤ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 08 May 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ምስልምናን ክርስትናን ግጭት ምክያዱ፤ ከምዘጉሃዮ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሚሸል ባሸለት ብቀዳም 07 [...]
መንግስቲ ሶማል፤ ካብ IMF ዝረኽቦ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ብሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ሓቲቱ
Radio Erena: 08 May 2022
መንግስቲ ሶማል፤ ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ዝረኽቦ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ብሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ሓቲቱ።
ፕረዚደንታዊን ባይቶኣዊን ምርጫ ሶማል፤ በብእዋኑ ክናዋሕ ምጽንሑ ዘቖጠዖም ኣህጉራ [...]
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ትማሊ ዓርቢ 6 ግንቦት ኣብ ዝጀመረ፡ መበል 105 ጂሮ ዲ’ኢጣልያ፡ ካልኣይ ብምውጻእ ዓቢ ቅያ ሰሪሑ
Radio Erena: 07 May 2022
ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም፡ Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux፡ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ትማሊ ዓርቢ 6 ግንቦት 2022 መጋረጅኡ ኣብ ዝቐንጠጠ፡ መበ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ ስደተኛታት ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉሉ ዝኽእሉ እማመ ይዝትይ
Radio Erena: 01 May 2022
ሕብረት ኤውሮጳ ስደተኛታት ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉሉ ዝኽእሉ እማመ ይዝትየሉ ከምዘሎ፤ ካብ ብራስለስ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ምስ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ዩክረይን ተተሓሒ [...]