Author: amanuel

1 5 6 7 8 9 578 70 / 5771
ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘትኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ኣካይደን

ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘትኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ኣካይደን

RADIO ERENA - Wednesday, 09 April 2025 ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘተኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ከምዘካየዳ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሰኑይ 07 ሚያዝያ፣ ኣብ ኣ [...]
الامن الاثيوبي يعتقل أكثر من 200 إرتري بتهمة تنفيذ مهام لصالح الحكومة الارترية

الامن الاثيوبي يعتقل أكثر من 200 إرتري بتهمة تنفيذ مهام لصالح الحكومة الارترية

إذاعة إرينا الدولية : 08.04.2025 ذكرت وسائل إعلام أثيوبية بأن الحكومة الإثيوبية اعتقلت أكثر من 900 شخص، من بينهم 224 إرتريًا، في أديس أبابا .وقال [...]
تعيين القائد العام لقوات التجراي رئيسا للإدارة المؤقتة للإقليم

تعيين القائد العام لقوات التجراي رئيسا للإدارة المؤقتة للإقليم

إذاعة إرينا الدولية : 08.04.2025 عين رئيس الوزراء الاثيوبي آبي أحمد،  القائد العام لقوات التجراي ونائب رئيس الإدارة المؤقتة للإقليم الجنرال تادسي و [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 ሚያዝያ 2025 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 ሚያዝያ 2025 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025 Radio Erena · ሰሉስ 08 ሚያዝያ 2025     [...]
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተሸይሙ

ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተሸይሙ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025 ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ልዩተናትን ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ክኸውን ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሰሉስ 08 ሚ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተረፍዱ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተረፍዱ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ንንዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተፈርዱ፣ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ከምዝፈትሐት ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት – ሁማን ራይትስ ዎች ሓቢሩ። እቶም ብሽ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣  ንጸጥታ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተልእኾ ተዋፊሮም ንዝበሎም፡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ከምዝኣሰረ ተሓቢሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንጸጥታ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተልእኾ ተዋፊሮም ንዝበሎም፡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ከምዝኣሰረ ተሓቢሩ

RADIO ERENA - Monday, 07 April 2025 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ንጸጥታ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተልእኾ ተዋፊሮም ዝበሎም፣ 224 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 900 ሰባት ከምዝኣሰረ መርበባት ዜና እታ ሃ [...]
ስድራቤታትኩም ናብ ካናዳ ብኸመይ ከተምጽኡ ትኽእሉ?

ስድራቤታትኩም ናብ ካናዳ ብኸመይ ከተምጽኡ ትኽእሉ?

RADIO ERENA - Monday, 07 April 2025 https://www.youtube.com/watch?v=Xi_Nb2zrOCk [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 06 April 2025 Radio Erena · ሰንበት 06 ሚያዝያ 2025   [...]
መራሕቲ ግብጺን ኣመሪካን ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተመያይጦም

መራሕቲ ግብጺን ኣመሪካን ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተመያይጦም

RADIO ERENA - Thursday, 03 April 2025 ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ዶናልድ ትራምፕን ፕረዚደት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲን፣ ኣብ ጉዳይ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ተኽእሎታት ምቑራጽ ተጻብኦ ሑቲን ብዝምልክት ተመያ [...]
1 5 6 7 8 9 578 70 / 5771