Author: amanuel
الحكومة السويسرية تقرر ارسال مبعوث إلى ارتريا للتوصل إلى اتفاق بشأن عودة طالبي اللجوء الذين رفضت طلباتهم
إذاعة إرينا الدولية : 26.06.2024
قالت وزيرة الهجرة السويسرية كريستين شرانر لصحيفة سونتاجس بليك إن سويسرا سترسل مبعوثا إلى إرتريا يكون مكلفا بالتوص [...]
ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ንግደት ሓጅ (መካ) 1300 ሰባት ሞይቶም
RADIO ERENA – Wednesday, 26 June 2024
ስዑዲ ዓረብ ትማሊ ሰንበት ብዝሃበቶ መግለጺ መሰረት፡ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ንግደት ሓጅ ልዕሊ 1300 ሰባት ከምዝሞቱ ገሊጻ።
እቲ ዘጋጠመ ሞት ኣማኢት በጻሕቲ ንግ [...]
ዕጡቓት ምልሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ኣልፋሽጋ መጥቃዕቲ ኣካይዶም
RADIO ERENA – Wednesday, 26 June 2024
ዕጡቓት ምልሻ ኢትዮጵያ ብ24 ሰነ፡ ብዞባ ኣልፋሽጋ15 ኪሎ ሜተር ናብ ውሽጢ ብምእታው ገለ ክፋል መሬት ሱዳን ተቖጻጺሮም።
ነዚ ተኸቲሉ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ልዕሊ ሓ [...]
ፈላሚ ተሳታፍነት ደቂንስትዮ ኣትሌታት ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ
RADIO ERENA – Wednesday, 26 June 2024
ውድድራት ኦሎምፒክ ንሳልሳይ እዋኑ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ኣጋጣሚ ኤርትራዊት ኣትሌት መቅደስ ወልዱ እትርከበን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ኣብዛ ከተ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ዘቅረብዎ ሕቶ ዑቕባ ዝተነፅጉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ዘቕረራብ ወኪል ናብ ኤርትራ ክትልእኽ’ያ
RADIO ERENA - Tuesday, 25 June 2024
ስዊዘርላንድ፣ ሕቶ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምልላስ ኣብ ዝብል ዛዕባ ንምምይያጥ፣ ልኡኽ ናብ ኤርትራ ክትሰድድ ምዃና ኣፍሊጣ።
ጸሓፊት ጉዳያት ኢምግሬሽን [...]
ቢንያም ግርማይ፣ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ ክወዳደር ምዃኑ ጋንትኡ Intermarché – Wanty ኣረጋጊጻ
RADIO ERENA - Tuesday, 25 June 2024
ኣብ 2015 ብመንገዲ ኦሎምፒካውያን ተቐዳደምቲ ዳንኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን፡ ኣብ 2016ብዳንኤል ተኽለሃይማኖትን ናትናኤል ብርሃነን፡ ኣብ 2019 ብናትናኤል ብር [...]
ስዊዘርላንድ: ኤርትራውያን ኣንጻር ‘ዓሌታዊ’ ውሳነ ባይቶ እታ ሃገር ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
RADIO ERENA - Monday, 24 June 2024
ሃገራዊ ባይቶ ስዊዘርላንድ ናይ ዑቕባ ሕተኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክልእኽ ንዘሕለፎ ውሳኔ ዝቓውም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ባይቶ፣ ናይ ዑቕባ ሕተኦም [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 23 June 2024
Radio Erena · ሰንበት 23 ሰነ 2024
[...]
قوات الدعم السريع تعلن سيطرتها على مدينة الفولة عاصمة غرب كردفان
إذاعة إرينا الدولية : 21.06.2024
أعلنت قوات الدعم السريع عن سيطرت مقاتليها على مدينة الفولة عاصمة ولاية غرب كردفان أمس الخميس وجلت قواتها مقر الفر [...]
20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ተዘኪሩ
RADIO ERENA - Wednesday, 20 June 2024
20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት፣ 'ምድግጋፍ ምስ ስደተኛታት' ብዝብል ቴማ ተዘኪሩ።
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ብምኽንያት [...]