Author: amanuel

1 4 5 6 7 8 572 60 / 5715
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ሶማል ደብዳብ ኣካይደን

ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ሶማል ደብዳብ ኣካይደን

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፡ ኣብ ሶማል ደብዳብ ኣካይደን። እቲ ዕጡቓት ኣል ሸባብ ንምህዳን ምዃኑ ዝተገልጸ ደብዳብ፡ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ድብያ፡ ኣማሓዳን ኣዛዚ ፖሊስን ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ድብያ፡ ኣማሓዳን ኣዛዚ ፖሊስን ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ደቡብ ወሎ ኣብ እትርከብ፡ ወረባቦ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፡ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ብዘካየድዎ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ፡ ኣማሓዳሪን ኣዛ [...]
ትግራይ ሓድሽ ኲናት ከይውላዕ ይስጋእ

ትግራይ ሓድሽ ኲናት ከይውላዕ ይስጋእ

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ኣብ ክልተ ዝተገምዑ ህወሓት ክካየድ ዝጸንሐ ምፍሕፋሕ ኣብ ጥርዙ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኲናት ከይውላዕ ተሰጊኡ ኣሎ። ብዶ/ር ደብረጽ [...]
“ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቅሉዕ ወራር ኣዊጃ ኣላ”

“ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቅሉዕ ወራር ኣዊጃ ኣላ”

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 https://www.youtube.com/watch?v=xrPLbOTsqm0 [...]
ከተማ ራይወይክ ናይ ኔርዘላንድስ፣ ምትእክኻብ ኤርትራውያን ኣጊዳ

ከተማ ራይወይክ ናይ ኔርዘላንድስ፣ ምትእክኻብ ኤርትራውያን ኣጊዳ

RADIO ERENA - Thursday, 13 March 2025 ከንቲባ ራይወይክ ናይ ኔዘርላንድስ፣ ሁሪ ሳሂም፣ ኣብዚ ወርሒ'ዚ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ኣጊዱ። እቲ ከንቲባ፣ ምትእክኻብ ኤርትራውያን ክእግድ ዝ [...]
ሶማል፣ ንወትሃደራውያን መኮንናት ዒላማ ኣብ ዝገበረ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ንወትሃደራውያን መኮንናት ዒላማ ኣብ ዝገበረ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Thursday, 13 March 2025 ኣብ ማኣከላይ ሶማል፣ ከተማ በለድወይን፣ ወትሃደራውያን መኮንናትን ዓበይቲ ዓድን ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት [...]
ሓበሬታ!

ሓበሬታ!

እዚ ሓበሬታ'ዚ ንተኸታተልትና ከነካፍል ሕጉሳት ኢና! ራድዮ ኤረና ምስ FroggyTalk ብዝገበረቶ ምትሕብባር፡ ብርትዓውን ቀሊልን መንገዲ ናብ ዝደለኹሞ ክፍሊ ዓለም ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም፡፡ እዚ ምትሕብባር፡ ምስ መቕርብኩምን ፈተ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 11 መጋቢት 2025 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 11 መጋቢት 2025 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 11 March 2025 Radio Erena · ሰሉስ 11 መጋቢት 2025   [...]
1 4 5 6 7 8 572 60 / 5715