Author: amanuel

1 562 563 564 565 566 578 5640 / 5772
ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ኣብ ልዕሊ ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣጠንቒቑ። እቲ መንግስቲ ነዚ መጠንቀቕታ ዘመሓላለፈ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ብ26 ግንቦት [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ

ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ፣ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ከምዘጽደቐ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። እቲ ሓድሽ ሕጊ ብዘይካ'ዚ፣ ቆልዑ ብዘይኣላዩ ኣብ ጎደናታት ቀንፈዘው [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን፣ ንመርገጺ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጽን ከምእትድግፍ ዝእንፍት መግለጺ ኣውጺኣ

ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን፣ ንመርገጺ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጽን ከምእትድግፍ ዝእንፍት መግለጺ ኣውጺኣ

Radio Erena: 06 June 2019 ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን፣ ንመርገጺ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጽን ከምእትድግፍ ዝእንፍት መግለጺ ኣውጺኣ። እታ ሃገር ብ5 ሰነ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ተፈጢሩ ብዘሎ ዘይርጉእ ኩነታት፣ ልዕሊ 200 ተማሃሮ ናብ ኢትዮጵያ ተሰዲዶም

ኤርትራ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ተፈጢሩ ብዘሎ ዘይርጉእ ኩነታት፣ ልዕሊ 200 ተማሃሮ ናብ ኢትዮጵያ ተሰዲዶም

Radio Erena: 05 June 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ተፈጢሩ ብዘሎ ዘይርጉእ ኩነታት፣ ተማሃሮ ብብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ይስደዱ ከምዘለው ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። https://www.youtu [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን፣ 3.2 ሚልዮን ወጻእተኛታት ኣሲራ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን፣ 3.2 ሚልዮን ወጻእተኛታት ኣሲራ

Radio Erena: 05 June 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዓመትን መንፈቕን፣ ምስ ጉዳይ ኢምግሬሽን ሕጊ ዕዮን ብዝተሓሓዝ 3.2 ሚልዮን ወጻእተኛታት ከምዝኣሰረት ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻብ እቲ [...]
ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 05 June 2019 ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ። እታ ሃገር ነዚ መጠንቐቕታ ተመሓላልፍ ዘላ፣ ምስ ሶማልያ ኣብ እትስሓሓበሉ ዘላ እዋን'ዩ። [...]
ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ይርከቡ

ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ይርከቡ

Radio Erena: 04 June 2019 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናዕቢ፣ ብውሕዱ 32 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም፣ ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከቡ [...]
“ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ከም ሓድሽ ክትንእስ እንተዘይኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ዳርጋ የለን፣” ክብል ሓደ ኣባል ናይቲ ሓይሊ ኣየር ነበር ገሊጹ

“ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ከም ሓድሽ ክትንእስ እንተዘይኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ዳርጋ የለን፣” ክብል ሓደ ኣባል ናይቲ ሓይሊ ኣየር ነበር ገሊጹ

Radio Erena: 04 June 2019 "ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ከም ሓድሽ ክትንእስ እንተዘይኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ዳርጋ የለን፣" ክብል ሓደ ኣባል ናይቲ ሓይሊ ኣየር ነበር ገሊጹ። እቲ ስሙ ክንዕቅበሉ ዝመጸረጸ፣ ኣባል [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ ኢንግሊዝ ኩባንያ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ ኢንግሊዝ ኩባንያ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

Radio Erena: 04 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ቱሉ ካፒ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ እንግሊዝ ኩባንያ፣ መጥቓዕቲ ከምዝተፈጸመ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። [...]
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ

ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ

Radio Erena: 04 June 2019 ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶም ዝተፈላለዩ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት፣ ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሓሰን ዓሊ ኻይረ ነዚ ዝጸውዐ፣ ምስ ቀጠራዊ መዘ [...]
1 562 563 564 565 566 578 5640 / 5772