Author: amanuel

1 538 539 540 541 542 567 5400 / 5665
ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ኣካይዱ ዝተባህለ ጀነራል ተኣሲሩ

ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ኣካይዱ ዝተባህለ ጀነራል ተኣሲሩ

Radio Erena: 25 July 2019 ኣብ ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ኣካይዶም ዝተባህሎም፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ጀነራል ሓሺም ዓብደል ሙጣሊብ ኣሕመድ ዝርከቦም ውትሃደራውያን መኮናት ከምዝተኣስሩ ወትሃደራዊ ባይቶ እታ ሃገር ኣፍሊጡ [...]
እስራኤል፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ክሱሳት ጾታዊ ዓመጽ  ክሳብ 17 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

እስራኤል፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ክሱሳት ጾታዊ ዓመጽ ክሳብ 17 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: 25 July 2019 ኣብ እስራኤል፣ ደቡባዊ ቴልኣቪቭ፣ ከባቢ ሪሾን ለጽዮን፣ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ጾታዊ ዓመጽ ፈጺምኩም ተባሂሎም ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ 17 ዓመታት ክእሰሩ ዞባዊ ቤት [...]
ፕረዚደንት ጋምቢያ ነበር፣ ብቅትለት 30 ስደተኛታትን ሓደ ጋዜጠኛን ተኸሲሱ

ፕረዚደንት ጋምቢያ ነበር፣ ብቅትለት 30 ስደተኛታትን ሓደ ጋዜጠኛን ተኸሲሱ

Radio Erena: 24 July 2019 ንጋምቢያ ን21 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር ያሕያ ጃምህ፣ ብቕትለት 30 ስደተኛታት ተኸሲሱ። እቲ ፕረዚደንት ነበር ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ፣ ኣብ 2005፣ ካብ ጋና፣ ናይጀ [...]
ጀርመን፣ ሓደ ኤርትራዊ  ግዳይ “ዓሌታዊ” መጥቃዕቲ ኮይኑ

ጀርመን፣ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ “ዓሌታዊ” መጥቃዕቲ ኮይኑ

Radio Erena: 24 July 2019 ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ዋሽተርባሽ፣ ሓደ ኤርትራ፣ "ዓሌታዊ" መጥቃዕቲ ከምዝተፈጸሞ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ወዲ 26 ዓመት ኤርትራዊ፣ ብሰኑይ 22 ሓምለ፣ ብሰንኪ ሕብሪ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት UNHCR ተቓውሞ ብምክያዶም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ክትፈትሕ ጻውዒት ይቐርብ

ግብጺ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት UNHCR ተቓውሞ ብምክያዶም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ክትፈትሕ ጻውዒት ይቐርብ

Radio Erena: 23 July 2019 ግብጺ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)ተቓውሞ ብምክያዶም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ክትፈትሕ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ጻው [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣  ንሱ ኣብ ዝርከበሉ ኣጋጣሚ እንተዘይኮይኑ ሃገራዊ መዝሙር ከይዝመር ኣዚዙ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንሱ ኣብ ዝርከበሉ ኣጋጣሚ እንተዘይኮይኑ ሃገራዊ መዝሙር ከይዝመር ኣዚዙ

Radio Erena: 23 July 2019 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንሱ ኣብ ዝርከበሉ ኣጋጣሚታት እንተዘይኮይኑ፣ ካልኦት ዜጋታት እታ ሃገር ሃገራዊ መዝሙር ከይዝምሩ ዝእግድ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ሚኒስተር ዜ [...]

السلطات تصادر مواشي من التجار في اسمرا

اذاعة أرينا: الاخبار الثلاثاء 23 يوليو 2019 أكدت مصادر إذاعة إرينا بأن السلطات في اسمرا قامت بمصادرة 1000 رأس من الأغنام والخراف من التجار في حي ماي [...]
ሚኒስተር ፋይናንስ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈረንሳ ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ

ሚኒስተር ፋይናንስ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈረንሳ ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ

Radio Erena: 23 July 2019 ብሚኒስተር ፋይናንስ ብሩኖ ለ መየር ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ብሰኑይ 22 ሓምለ ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ። እቲ ሚኒስተር ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ፣ ኣብ ምትሕግጋዝን ወ [...]
ሶማልያ፣ ብዝተፈንጀረ ቦምብ 17 ሰባት ሞይቶም

ሶማልያ፣ ብዝተፈንጀረ ቦምብ 17 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 23 July 2019 ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ፣ ጥቃ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝርከብ ሆቴል ብዝተፈጸመ ናይ ቦምብ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝሞቱን 28 ድማ ከምዝቖሰሉን ሮይተርስ ሓቢሩ። ኣል [...]
ፓትሪያርክ፣ ብጹእ ኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ድምጺ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ፓትሪያርክ፣ ብጹእ ኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ድምጺ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

Radio Erena: 22 July 2019 ብዛዕባ'ቲ ብስም ሲኖዶስ ብ17 ሓምለ ዝተመሓለፈ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ዝውግዝ መግለጺ ብዝምልከት፣ ብጹእ ዎ ቅድሱ፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮንስ ብወገኖም ካብ ኣስመራ ብድምጺ ዘመሓላለፍ [...]
1 538 539 540 541 542 567 5400 / 5665