Author: amanuel

ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ዶብ ምሉእ ብምሉእ ክኸፍትኦ ተሳማሚዐን
Radio Erena: 15 September 2019
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ዶብ ምሉእ ብምሉእ ክኸፍትኦ ተሳማሚዐን።
ክልቲኤን ሱዳን ኣብዚ ስምምዕ’ዚ ዝበጽሓ፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪርን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓም [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቡራዩ ዝርከብ ንቑጣ ፖሊስ መጥቃዕቲ ቦምባ ተኻዪዱ
Radio Erena: 15 September 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሓደ ናይ ፖሊስ ንቑጣ ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
እቲ ኣብ ከተማ ቡራዩ ዝርከብ ን [...]

ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል
Radio Erena: 13 September 2019
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ናይ መተባብዒ ሓገዛት ክትገብር ምዃና ገሊጻ።
ብፍቓዶም ናብ ሃገሮም ንዝመለሱ ወጻእተኛታት፣ ናይ ትምህርቲ ይኹን ካልእ መደባ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ መሰል እምነታት ዘትያ
Radio Erena: 13 September 2019
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ መሰል እምነታት ብምትኳር፣ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲን ወንጌላውያንን ኣብያተ ክርስትያን ኣመሪካ ዘተ ከምዘካየደት ተሓቢሩ።
እቲ ብ10 መስከረ [...]

ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ ዝቕበረሉ ቦታ ንስድራቤቱን መንግስትን የከራኽር
Radio Erena: 13 September 2019
ስድራቤት ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበን መንግስቲ እታ ሃገር፣ ኣብ ጉዳይ ስነ- ስርዓት ቀብሪ ኣብ ምክርኻር ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ካብ ዚምባብዌ ሓቢረን።
መንግ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 12 September 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ናብ ደሴት ሰኮትራ ተዋፍሮም ከምዘላ ተገሊጹ።
ሶኮትራ ፖስት፣ ንስለያዊ ምንጭታት እታ ደሴት ብምጥቃስ ብዘቕረቦ ዜና [...]

ግብጺ ምስ ቱርኪ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበለቶም 16 ኣባላት “ሕውነት ኣስላም” ከምዝኣሰረት ገሊጻ
Radio Erena: 12 September 2019
መንግስቲ ግብጺ፣ ኣባላት ናይቲ "ሽበራዊ ምንቅስቓስ'ዩ" ዝብሎ "ሕውነት ኣስላም" ዝተባህለ ውድብ ምዃኖም ዝገለጾም 16 ሰባት ከምዝኣሰረ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ ኣብ ዝዘርግ [...]

ብሪጣንያ፣ ንርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ልዕሊ 35 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ
Radio Erena: 12 September 2019
ብሪጣንያ፣ ንመንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ 35 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
እቲ ክሳብ 2022 ዓመት ምህረት ዝጸንሐ ናይ ሓገዝ መደብ፣ ኣብ ምህናጽን ምርግጋእ ጸ [...]

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም
Radio Erena: 11 September 2019
ርዋንዳ፣ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝሳቐዩ ንዘለዉ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ክትቅበል ዘኽእላ መዘክር ትማሊ 10 መስከረም ከቲማ።
እቲ ኣብ መን [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንትን መራሒ ተቓዋምን ዘተ ኣካይዶም
Radio Erena: 11 September 2019
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሚያርዲትን መራሒ ዕጡቕ ተቓዋሚ ሬክ ማቻርን ኣብ ከተማ ጁባ ዘተ ኣካይዶም።
እቲ ብዞባዊ ውድብ ኢጋድ፣ "ዘተባብዕ'ዩ" ዝተባህለ ዘተ ክልት [...]