Author: amanuel
![ጀርመን፣ ንሓደ ቆልዓ ናብ ባቡር ደፊኡ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ኣቐዲሙ ኣብ ስዊዘርላንድ ብፖሊስ ይህደን ምንባሩ ተሓቢሩ ጀርመን፣ ንሓደ ቆልዓ ናብ ባቡር ደፊኡ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ኣቐዲሙ ኣብ ስዊዘርላንድ ብፖሊስ ይህደን ምንባሩ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Germany-train.png)
ጀርመን፣ ንሓደ ቆልዓ ናብ ባቡር ደፊኡ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ኣቐዲሙ ኣብ ስዊዘርላንድ ብፖሊስ ይህደን ምንባሩ ተሓቢሩ
Radio Erena: 31 July 2019
ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ፍራንክፎርት፣ ንሓንቲ ኣደ ምስ ወዳ ናብ ባቡር ብምድፋእ ቅትለት ዝፈጸመ ኤርትራዊ መንእሰያት፣ ኣቐዲሙ ብፖሊስ ስዊዘርላንድ ይህደን ምንባሩ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር [...]
![ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዘዚዙ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዘዚዙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Sudan-student-protest.png)
ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዘዚዙ
Radio Erena: 31 July 2019
ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብ መላእ ሃገራት ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ወሲኑ።
እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ ኮርዶፋን፣ [...]
الرئيس اسياس يعين صوفيا تسفا ماريام سفيرا لارتريا لدى الأمم المتحدة
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 30 يوليو 2019
تفيد مصادر دبلوماسية لإذاعة إرينا بأن الرئيس اسياس افورقي أصدر قرارا بتعيين السيدة صوفيا تسفا مار [...]
![ወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም፣ ቀዋሚት ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ተመዚዛ ወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም፣ ቀዋሚት ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ተመዚዛ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Sophia-Tesfamariam.png)
ወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም፣ ቀዋሚት ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ተመዚዛ
Radio Erena: 30 July 2019
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ንወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም፣ ብደረጃ ኣምባሳደር፣ ቀዋሚት ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ከተገልግል ከምዝመዘዛ ዲፕሎማሳውያን ወገናት ሓቢሮም።
ኣምባሳ [...]
![ዕስለ ኣንበጣ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከጥቅዕ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ ዕስለ ኣንበጣ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከጥቅዕ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Desert-locust.png)
ዕስለ ኣንበጣ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከጥቅዕ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 30 July 2019
ኣብ እዋን ክራማት ዝጸፈየ እንቋቆሖ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ኤርትር ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ከጋጥም ከምዝኽእል ውድብ መግብን ሕርሻን ኣጠንቂ [...]
![ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ተባሂሉ ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ተባሂሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Sudan-army-in-Yemen.png)
ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ተባሂሉ
Radio Erena: 30 July 2019
ሱዳን፣ ንስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ንምድጋፍ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ካብ ዝጸንሐት ገለ ክፋል ሰራዊታ ትስሕብ ከምዘላ ማዕከናት ዜና ዓረብ ገሊጸን።
እተን ማዕከናት ዜና፣ ንኣፈኛ [...]
![ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/swan.jpg)
ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ
Radio Erena: 30 July 2019
ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ከምዝበጽሐ ማዕከን ዜና ጋሮወ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኮይኑ ዝተመዘዘ ጄምስ ስዋን፣ ንመጀመርያ እዋ [...]
![ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ፈስቲቫላት ኣካይዶም ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ፈስቲቫላት ኣካይዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Fest-2.png)
ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ፈስቲቫላት ኣካይዶም
Radio Erena: 28 July 2019
ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ዓበይቲ ፈስቲቫላት ኣካይዶም።
ኣብዚ ብ26ን 27ን ሓምለ ኣብ ከተማ ስቶኮ [...]
![መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ክምዝግባ ቤት ፍርዲ ወሲኑ መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ክምዝግባ ቤት ፍርዲ ወሲኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Isreal-school-for-Children.png)
መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ክምዝግባ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
Radio Erena: 28 July 2019
መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት ክምዝግባ ብቤት ፍርዲ ውሳኔ ሓሊፉ።
ቤት ፍርዲ እስራኤል ብረቡዕ 17 ሓምለ ኣብ [...]
![ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 150 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሊብያ ጥሒሎም ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 150 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሊብያ ጥሒሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/07/Libya-deat-toll.png)
ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 150 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሊብያ ጥሒሎም
Radio Erena: 27 July 2019
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምእታው ዝሓለኑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 150 ሰባት ኣብ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ላዕለውይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣ [...]