Author: amanuel
تخلف خمسة من لاعبي منتخب ارتريا المشارك في بطولة سيكافا
اذاعة إرينا: الاخبار الاربعاء 2 اكتوبر 2018
أفادت صحيفة ديلي مونيتور الأوغندية ذائعة الصيت بأن خمسة من لاعبي المنتخب الارتري المشارك في بطولة سيكافا [...]

ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም
Radio Erena: 02 October 2019
ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ ካብ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተሰወሩ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜ [...]

ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ
Radio Erena: 02 October 2019
ካብ ኣብያተ ጽሕፈት ደሞክራሲ፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ዕዮን ኣህጉራዊ መሰል ሃይማኖታትን ዝተወከለ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ካብ 26 ክሳብ 28 መስከረም ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከምዘካየደ መርበብ ሓ [...]

ኣብ ጎንደር፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ኣስታት 20 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 October 2019
ኣብ ጎንደር፣ ከባቢ ጭልጋ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብቲ ቦታ ንዝርከቡ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምውካስ ኣ [...]

መራሕቲ ኬንያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕቦም ዘሎ ጉዳያት ዘትዮም
Radio Erena: 02 October 2019
ፕረዚደንታት ኬንያን ሶማልን፣ ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ተመያይጦም።
እቶም መራሕቲ፣ ጎኒ ጊኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ መበል 74 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃ [...]

ሑቲ፣ ምሩዃት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ብናጻ ኣፋንዩ
Radio Erena: 02 October 2019
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ምሩዃት ኵናት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ነጻ ከምዝፈነወ ኣፍሊጡ።
እቶም እሱራት ብሰኑይ 30 መስከረም ዝተፈትሑ፣ ኣካል ናይቲ ኣብ 2018 ኣብ ስቶ [...]

ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተናኢዶም
Radio Erena: 01 October 2019
ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ጽርግያ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንሃገራዊት ጋንትኦም ዘርኣይዎ ደገፍ ዝንኣድ ምንባሩ ምስ ስፖርት ኤ [...]

ወዱ ንፕረዚደንትን ምክትል ፕረዚደንትን ኢኳቶርያል ጊኒ ዝውንነን 25 መጋየጺ መካይን ብጨረታ ብ34 ሚልዮን ዶላር ተሸይጠን
Radio Erena: 01 October 2019
ወዱ ንፕረዚደንት እኳቶርያል ጊኒን፣ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገርን፣ ቲዮዶር ኦቢያንግ ማንግ ዝውንነን 25 ናይ መጌጺ መካይን፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ብጨረታ ተሸይጠን።
ወዲ ፕረዚደን [...]

ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን ተቐቲሉ
Radio Erena: 01 October 2019
ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን፣ ምዃኑ ዝተገልጸ ሜጀር ጀነራል ዓብደልዓዚል ኣል ፋግሃም ተቐቲሉ።
ኣቐታትላ እቲ ሓደ ካብ ፍሉያት ኣባላት ሓለዋ ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣካ [...]

ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ዓወታታ ይቕጽል
Radio Erena: 29 September 2019
ንጅቡቲ 7 ብ 0 ስዒራ፣ ዝበዝሐ ሸቶ ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ዝሓዘት፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 20 ዓመት፣ ንዛንዚባር 5 ብ 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
[...]