Author: amanuel

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ሒደት ሳምንታት ወረቐት ስርሑ ድሕሪ ምርካቡ፣ ናብ ሃገሩ ክምለስ ተጸዊዑ
Radio Erena: 05 January 2020
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ሒደት ሳምንታት ወረቐት ስርሑ ድሕሪ ምርካቡ፣ ናብ ሃገሩ ክምለስ ተጸዊዑ።
ኣምባሳደር ሪዱዋን ሑሰይን ናብ ሃገሩ ዝምለሰሉ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት፣ ጸሓፊ ጉ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ዓሌታዊ ግጭት ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 በጺሑ
Radio Erena: 05 January 2020
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዞባ ዳርፉር ብዝተላዕለ ዓሌታዊ ግጭት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 ከምዝበጽሐ፣ ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ ብዕለት 29 ታሕሳስ፣ ኣብ ም [...]

ዚምባብወ፣ መጠን ክፍሊት ሆስፒታላት ብ600% ወሲኹ
Radio Erena: 05 January 2020
መንግስቲ ዚምባብወ፣ ኣብ ሆስፒታላት ብዝገበሮ ወሰኽ ክፍሊት፣ ካብ ሓያሎ ወገናት እታ ሃገር ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ።
ሚኒስትሪ ጥዕና ዚምባብወ ብሓሙስ 2 ጥሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሕሙማ [...]

ዳርፉር፣ ብዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 03 January 2020
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ናይ ዓረብ መበቆል ዘለዎምን ጸለምትን ቀቢላታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን።
እቲ ኣብ ምዕራ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል
Radio Erena: 03 January 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ኣብ ዝርከባ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል ኣሎ።
በዚ መሰረት፣ ብሓሙስ 2 ጥሪ፣ ኣብ ወሎ ዩኒቨርስቲ ኣ [...]

ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena: 02 January 2020
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዋንግ ዪ ዝምርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ'ዩ።
ልኡኽ መንግስቲ [...]

Well Unto 2020
Radio Erena: 02 January 2020
Just as a seed planted in the last days of the year sees its yield in the light of the new year, so shall the afte [...]

እስራኤል፣ ንሓደ ኤርትራዊ ብካራ ብምቕታሎም ዝተኸሰሱ ሰለስተ ኤርትራውያን ናብ ፍርዲ ቀሪቦም
Radio Erena: 02 January 2020
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ከተማ ቴልኣቪቭ ንሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ከምዝቐተሉ ዝተኸሰሱ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ናብ ፍርዲ ቀሪቦም።
ንሳቶም፣ ኪሮስ ተስፋሚካኤል ንዝተባህለ ኤ [...]

ሱዳን 29 ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ስርዓት በሺር ነበር ንሞት ተፈሪዶም
Radio Erena: 02 January 2020
ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር ስርዓት ኣልበሺር ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ህዝባዊ ተቓውሞ ወዲብኩም ብዝብል ሓያሎ ሰባት ብምቕታሎም ዝተኸሰሱ 29 ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ብሞት ክቕጽዑ ተፈሪዶም። [...]

ኢትዮጵያ፣ ብዕጡቓት ዝተጨውዩ 6 ቆልዑ ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 January 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ጸገዴ፣ ብዕጡቓት ካብ ዝተጨውዩ ሸሞንተ ቆልዑ እቶም ሽዱሽተ ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ዕጡቓት፣ ነቶም ዝጨወይዎም ቆ [...]