Author: amanuel

ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 13 January 2020
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ ሰኪዔት ኤርትራ፣ ኣብቲ ብኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ ሰኪዔት – ፊባ ዝተወደበ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ግጥማት መጻረዩ፣ ኣፍሮባስኬት ክ [...]

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝፈሸለ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብምትኳር፣ ኣብ ዋሽንግተን ህጹጽ ኣኼባ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 13 January 2020
ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝፈሸለ ዘተ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት፣ ዝርርብ ንምክያድ፣ ሎሚ ሰኑይ 13 ጥሪ፣ ኣብ ዋሽንገተን ህጹጽ [...]

ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ
Radio Erena: 12 January 2020
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ዘለዎ’ዩ ክብሉ ዝተፈላለዩ ወገናት መረረኦም ይገልጹ ኣለዉ።
ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝሓ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ
Radio Erena: 12 January 2020
መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና ሶማል ሓቢረን።
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት [...]

ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ
Radio Erena: 12 January 2020
ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ንብረት መንገዲ ኣየር ዩክረይን ዝኾነት፣ ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ።
እታ ካብ ተህራን ተበጊሳ ነዊሕ ከይበረረት [...]

ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጽ ገዚፍ ወጻኢታት ተካይድ ኣላ
Radio Erena: 10 January 2020
ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን እታ ሃገር ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጹ ገዚፍ ወጻኢታት የካይድ ከምዘሎ ወትሃደራውያን [...]

ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ታ ሳተላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል ዝተሰንዐ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 10 January 2020
ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ'ታ ዝሓለፈ ወርሒ ሳትላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል ዝተሰንዐ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ።
እ [...]

ነርወይ፣ ኣብ ርዋንዳ፣ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ከተጣይስ’ያ
Radio Erena: 09 January 2020
ኖርወይ፣ ካብ ሊብያ ተመሊሶም፣ ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ተዓቝቦም ዝርከቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ከተጣይስ'ያ።
ሚኒስተር ፍትሒ [...]

ፖርት ሱዳን፣ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 09 January 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ሃዳንደዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ሓቢሮም።
በቲ ኣብዚ ሳልስ [...]

“ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ድሮ ልደት፣ ኣብ የመን ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ፣ 12 ኢትዮጵያውያን ተቐቲሎም”
Radio Erena: 09 January 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሰሜናዊ የመን፣ ከተማ ሰዓዳ፣ ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብዘካየደቶ ደብዳብ፣ 12 ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም 17 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ሑቲ ገሊጹ።
እቲ ካብ ዶብ ስ [...]