Author: amanuel

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት ዘውርድ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ
Radio Erena: 20 February 2020
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት ዘውርድ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዘስፋሕፈሐ ሚኒስተሪ ሕርሻ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ [...]

ውህሉል ዕዳ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ልዕሊ 583 ቢልዮን ዶላር በጺሑ
Radio Erena: 20 February 2020
ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለወን ውህሉል ዕዳ 583 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ገሊጹ።
ብመሰረት ጸብጻብ እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ቅ [...]

ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 19 February 2020
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ምምስራት ብረታዊ ቃልሲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ውድብ፣ ኣብቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዘቕረቦ ጻ [...]

ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ልዕሊ 300 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሊብያ ተመሊሶም
Radio Erena: 19 February 2020
ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሓዝዎም ልዕሊ 300 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሊብያ ከምዝመለስዎም ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት IOM ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ወርሒን ክልተ ሰ [...]

ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉ
Radio Erena: 18 February 2020
ንዋና ኣሰናዳኢ ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ብጸባን እንቛቑሖም ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ብቤት ፍርዲ ዓዲ እንግሊዝ ገበነኛ ተባሂሉ።
እቲ ያቖብ ገብረመድህን ዝተባህለ ኤርትራ [...]

The Bull and The Knives
Radio Erena: 18 February 2020
On February 8, in an interview with the Eritrean TV, President Isaias Afwerki said that, during the thirty-year r [...]

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ምርጫ ኣካይደን ዘይፈልጣ ሃገራት መን መን’የን?
Radio Erena: 18 February 2020
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ኣብ ኣብ ኣስታት 20 ሃገራት ሃገራዊን ባይቶኣውን ምርጫታት ክካየድ መደብ ተታሒዙ ኣሎ።
መብዛሕተን ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ መወዳእታ 50ታትን መጀመ [...]

ስዑዲን ጂቡቲን ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ንዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ከዕብያ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 18 February 2020
ስዑዲ ዓረብን ጂቡቲን ኣብ መንጎአን ዘሎ ንግዲን ወፍርን ንምዕባዩ ከምዝተሰማምዓ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ ላዕለዎት ሚኒስተራት ንግዲ፣ ወፍርን [...]

DP World ናይ ኢማራት፣ ንወደባት ኤርትራ የመሓይሽን ይጽግንን ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 February 2020
DP World ዝተባህለ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ ንወደባት ኤርትራ ከመሓይሽን ክጽግንን ምዃኑ ብሉምበርግ ገሊጹ።
እቲ ማዕከን ዜና፣ ካብቲ ዱባይ ዝ [...]

ብሪጣንያ፣ 4 ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ 13 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኮንተይነር ተዓሽጎም ኣብ ወደብ ተረኺቦም
Radio Erena: 17 February 2020
ኣብ ብሪጣንያ፣ ፑርፍሊት ኣብ ዝርከብ መዐሸጊ መራኽብ፣ ኣርባዕተ ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ 13 ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ኮንተይነር ተዓሽጎም ከምዝተረኽቡ ዘ ኤኮ ሓቢ [...]