Author: amanuel

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ገንዘብ ከዋጽኡ ይሕተቱ
Radio Erena: 12 April 2020
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ናይ ገንዘብ ሓገዝ ክገብሩ ምሕታቱ፣ ኣብ ሓያሎ ዜጋታት ቁጠዐ ከምዝፈጠረ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም [...]

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም
Radio Erena: 12 April 2020
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።
እቲ ብሓሙስ 9 ሚያዝያ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣንጻር መሰጋገሪ መንግስቲ’ታ ሃገር ኮይኑ፣ ሓይሊ ንናጽነትን [...]

ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ
Radio Erena: 12 April 2020
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ ጸላኢ ተሓባቢርኩም ብዝብል ክሲ፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ።
ምስ ስዑዲ ዓረብ ተሓባቢርኩም፣ ከምኡ’ውን ሓቅነት ዘይብሉ ዜና ዘርጊሕኩም ብዝብል [...]

ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ውሸባ፣ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ
Radio Erena: 10 April 2020
ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምቁጽጻር ኣብ ዝተኣወጀ ናይ ውሸባ እዋን፣ ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ ምህላወን ምንጭታት [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን እተካይዶ ዘላ ኵናት ንክልተ ሰሙን በይናዊ ምቁራጽ ተዅሲ ኣዊጃ
Radio Erena: 10 April 2020
ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ኪዳን፣ ኣብ የመን ከካይዶ ዝጸንሐ ኵናት፣ ንክልተ ሰሙን በይናዊ ምቁጻር ተዅሲ ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ።
እቲ ወትሃደራዊ ኪዳን፣ ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣ [...]

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ኣብ ኣባይቲ ተዓጺኻ ስፖርት ክግበር ከምዝከኣል ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሑ
Radio Erena: 10 April 2020
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ተወሺቦም ኣብ ኣባይቶም ዝርከቡ፣ ከዘውትሮዎ ዘለዎም ዓይነት ስፖርት ብቪድዮ ዘርጊሑ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ቤት [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ንናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተት ክፍሊት ንሰለስተ ኣዋርሕ ደው ኢሉ
Radio Erena: 09 April 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ከም ኣካል ናይቲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት፣ ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተትዎ ክፍሊት፣ ክሳብ መወዳእታ ሰነ 2020 ደው ክብል ከምዝወሰነት ሚኒስትሪ [...]

ኢጋድ፣ ኣባላት ሃገራት ኣንጻር ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝገብርኦ መኸተ ንምድጋፍ ንነፍሲ ወከፈን 100 ሽሕ ዶላር ኣወፍዩ
Radio Erena: 09 April 2020
ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ወይ በይነ መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ፣ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝገብርኦ ዘለዋ ቃልሲ ንምድጋፍ፣ ነንፍሲ ወከፍ ኣባል ሃገር 100 ሽሕ ዶላር ወፊዩ።
እቲ ሸሞ [...]

A New Round of Forced Donations
Radio Erena: 08 April 2020
As usual, whenever the government of Eritrea is hit by a human-made or a natural calamity it takes refuge with its p [...]

ቻይና፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ጽዒናተን ዘላ ውህሉል ዕዳ ከተቃልል ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 08 April 2020
ቻይና፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ጽዒናተን ዘላ ውህሉል ዕዳ ከተቃልል ሚኒስተር ፋይናንስ ጋና ኬን ኦፎሪ ኣታ ሓቲቱ።
ንኮሚተ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝውከለት ጋና ነዚ ጻውዒት ተቕርብ ዘላ፣ ሃገራ [...]