Author: amanuel

ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝወሓደ ብዝሒ ብኮረና ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት መዝጊባ
Radio Erena: 27 April 2020
ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እታ ዝወሓደ ብዝሒ ብኮረና ቫይረስ ዝተለኽፊ ሰባት ዝመዝገበት ሃገር'ያ።
እታ ሃገር ዕለታዊ ብእትህቦ ዘላ ጸብጻብ መሰረት፣ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ 39 [...]

ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ ፈተነ ቅትለት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ
Radio Erena: 27 April 2020
ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣመሪካዊ ዲፕሎማሰኛ ፈተነ ቅትለት ከምዝተኻየደ ወግዓዊ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ፣ ኣናዱሉ ሓቢሩ።
እቲ ፈነተ ቅትለት ብ23 ሚያዝያ ከምዝተ [...]

ኣብ ጀርመን ዝርከብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዓስከር፣ ልዕሊ 270 ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም
Radio Erena: 26 April 2020
ኣብ ጀርመን ባደን ቭርተምበርግ ዝርከብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዓስከር፣ ልዕሊ ፍርቆም ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም ከምዘለዉ፣ ካብቲ መዓስከር ልሒኹ ዝወጸ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።
ስሞም ክገልጹ ዘ [...]

ኣመሪካ፣ ንምስትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና (ቨንቲለተርስ) ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 26 April 2020
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ንምስትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና (ቨንቲለተርስ) ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ ምዃና ተገሊጹ።
ፕረዚደንት ትራምፕ ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ [...]

ብሪጣንያ፣ “ኣብ ኤርትራ ብቕልጡፍ ብዝቕየር ዘሎ ኩነታት፣” ብምሉኦም ሰራሕተኛታት ኤምባሲኣ ስሒባ
Radio Erena: 25 April 2020
መንግስቲ ብሪጣንያ፣ "ኣብ ኤርትራ ብቕልጡፍ ብዝቕየር ዘሎ ኩነታት"፣ ካብ 18 ሚያዝያ ኣትሒዙ ንብምሉኦም ሰራሕተኛታት ኤምባሲኡ ከምዝሓበ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ወግዓዊ መር [...]

ሽዱሽተ ኤርትራውያን ብምጭዋይ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ 14 ዓመታት ክእሰር ኣኽባር ሕጊ ሓቲቱ
Radio Erena: 24 April 2020
ኣብ ሱዳን፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብ ምጭዋይ ተሓባቢሩ ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ብሰሉስ 21 ሚያዝያ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተመ ዙሪክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።
እቲ ሓታቲ ዑቕባ [...]

እስራኤል፣ ካብ ኤርትራውያን ብግዴታ ክቑረጽ ዝጸንሐ 20% ካብ ኣታዊታቶም ኣብ ሓደ ወርሒ ክምለሰሎም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
Radio Erena: 23 April 2020
መንግስቲ እስራኤል፣ ካብ ኤርትራውያን ብግዴታ ክቖርጾ ዝጸንሐ 20% ካብ ኣታዊታቶም፣ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ክመልሰሎም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ምውሳኑ መርበባት ዜና እታ ሃ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ ኤርትራን ካልኦት ሃገራት እቲ ዞባን እትልእከን ዘላ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ፣ ካብ ዩክሬን ብክራይ ዝመጻ ምዃነን ተገሊጹ
Radio Erena: 23 April 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ ኤርትራን ካልኦት ሃገራትን እትልእከን ዘላ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ፣ ካብ መንገዲ ኣየር ዩክሬን ብክራይ ዝመጻ ምዃነን ኣፍሪካን ኢንተሊጀንስ ንወትሃደራዊ ምንጭ [...]

ኬንያ፣ ኣብ ሕክምና ተወሺቦም ዝነበሩ 10ታት ሰባት ሃዲሞም
Radio Erena: 23 April 2020
ኣብ ኬንያ፣ ብኮረና ቫይረስ ተጠርጢሮም፣ ኣብ ሕክምና ተወሺቦም ዝነበሩ 10ታት ሰባት ሃዲሞም።
እቶም ብሰሉስ 21 ሚያዝያ ዝሃደሙ ውሹባት፣ ካብቲ ማእከል ዝጾለቝሉ ኣገባብ ብቪድዮ ስኢሎም [...]

ኡጋንዳ፣ ኣባላት ባይቶ ነፍሲ ወከፎም 5 ሽሕ ዶላር ሞቕሽሽ ክወሃቡ ዝሓለፈ ውሳኔ፣ ንህዝቢ ኣቖጢዑ
Radio Erena: 23 April 2020
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ን21 መዓልታት ዝጸንሐ ናይ ውሸባ እዋን ኣዊጅሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ነነፍሲ ወከፍ ኣባል ባይቶ 20 ሚልዮን ሺሊንግ (ኣስታት 5 ሽሕ ዶላር) ሞቕ [...]