Author: amanuel
ارتفاع عدد المستفيدين من الانترنت في دول العالم ما عدا في ارتريا
اذاعة ارينا الدولية الاخبار: الثلاثاء 26 مايو 2020
سجل استخدام الانترنت ووسائل التواصل الاجتماعي زيادة عالمية كبيرة في الولايات المتحدة واوروبا والصي [...]

ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 May 2020
ንለበዳ ኮራና ቫይረስን ስዒቡ ድሕሪ ዝወጸ ኣዋጃት ውሸባን ምዕጻው ኣብ ኣባይትን፣ ህዝቢ ናብ ማዕከናት ዜና ዝጸንሖ ኣተኩሮ ብዝልዓለ ናህሩ'ዩ ወሲኹ።
ከም ቲቪን ሬድዮን ዝኣመሰለ ሜድ [...]

ብመንግስቲ ዝውነና ሜድያ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ጸጥታ ከምዝፈረሰ ዘቕረብኦ ዜና ሓሶት ምዃኑ እቲ ክልል ገሊጹ
Radio Erena: 26 May 2020
ብመንግስቲ ዝውነና ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ክልላዊ መንግስቲ ጣልቃ ክኣቱ ነበርቲ ሓቲቶም ክብላ ኣቃሊሐን።
ነዚ ብሜድያ መንግስቲ ብ24 ግንቦት ዝ [...]

25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ
Radio Erena: 26 May 2020
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ።
እዚ ንመበል 57 ዓመቱ ዝዝከር ዘሎ፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ዝተጀመረ ጻዕሪ ነሐይል ብዝብል ኣርእስቲ' [...]

ኤርትራን ዚምባብዌን፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ህዝባዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነተን ከካይዳ ዘይክኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ
Radio Erena: 25 May 2020
ንዝሓለፈ 28 ዓመታት፣ መዓልዊ ናጽነት ኤርትራ፣ ብድሙቕ ህዝባዊ ጽምብል ክብዓል ምጽንሑ ዝፍለጥ'ዩ።
ትማሊ 24 ግንቦት ዝወዐለ መበል 29 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ግና፣ ብሰንኪ ለበዳ [...]

ሱዳን፣ 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ተኣኪቡ
Radio Erena: 25 May 2020
ሱዳን፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሺር ከምዝበተኣከበ ኮሚሽን ምጽራይ ብልሽውና እታ ሃገር ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን [...]

ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ’ዩ
Radio Erena: 25 May 2020
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝርከባ፣ ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ ምዃኑ ሃገራዊ ባንክ ፈረንሳ ኣፍሊጡ።
እቲ ምስ መንግስቲ ፈ [...]

24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር
Radio Erena: 24 May 2020
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ።
ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበታት ተ [...]

ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም
Radio Erena: 24 May 2020
ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካይድ ዘሎ ዳናካሊ፣ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊጹ።
እቲ ኣውስትራልያዊ ትካል ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እዚ ካልኣይ ገጽ ኣብ ወርሒ ሰነ [...]

ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ
Radio Erena: 24 May 2020
ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ሪክ ማቻር፣ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፉ ስለዘሎ፣ ን [...]