Author: amanuel

1 435 436 437 438 439 563 4370 / 5623
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 19 July 2020 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት መበል 44 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካየደሉ፣ ንጉዳይ [...]
ብቀ.ሚ. ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ

ብቀ.ሚ. ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ

Radio Erena: 19 July 2020 ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ። ዕላማ’ቲ ጉጅለ ልኡኽ ብወግዒ ኣይተገልጸን። ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዋህበ ሓበሬታ ‘ [...]
ጀርመናዊ ትካል መፍረ መድሃኒት፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ኮሮና ቫይረስ ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ጀርመናዊ ትካል መፍረ መድሃኒት፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ኮሮና ቫይረስ ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 July 2020 ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንመላእ ዓለም ኣናዊጹሉ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን፣ ጀርመናዊ ትካል ፋርማሲ፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ባዮኤንተክ ዝተባህለ ትካል [...]

السودان والصومال يصوتان ضد تجديد مهام مقررة حقوق الانسان لارتريا

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 17 يوليو 2020 صوت كل من الصومال والسودان ضد تمديد فترة عمل مقررة حقوق الانسان لارتريا السيدة دانيلا كرافيتز، ورغم [...]
ግብጺ፤ ንምዕቋር ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መግለጺ ሓቲታ

ግብጺ፤ ንምዕቋር ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መግለጺ ሓቲታ

Radio Erena: 17 July 2020 ግብጺ፤ ንምዕቋር ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መግለጺ ሓቲታ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብ16 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ በይናዊ ስጉም [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

Radio Erena: 17 July 2020 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ። ነበርቲ ዳርፉር ዘለዎም ናይ ጸጥታ ኩነታት ብምቅዋም ተኸታታሊ ሰላማዊ ሰልፍታት [...]
ቁጽሪ ናይቶም ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትኑሉ ዝሞቱ ስደተኛታት ጎዲሉ

ቁጽሪ ናይቶም ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትኑሉ ዝሞቱ ስደተኛታት ጎዲሉ

Radio Erena: 17 July 2020 ቁጽሪ ናይቶም ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትኑሉ ዝሞቱ ስደተኛታት ኣብዚ ዓመት’ዚ ብዝተዓጻጸፈ ከምዝጎደለ ተገሊጹ።ይጎድል ሕብረት ኤውሮጳ ብኣማኢት ሚልዮናት ዶላራት ዝቑጸር ባጀት [...]
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት፣ ህዝበን ብከቢድ ናይ መነባብሮ ቅልውላውን ጥሜትን ይግረፍ

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት፣ ህዝበን ብከቢድ ናይ መነባብሮ ቅልውላውን ጥሜትን ይግረፍ

Radio Erena: 16 July 2020 ኤርትራ እትርከበን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት፣ ህዝበን ብከቢድ ናይ መነባብሮ ቅልውላውን ጥሜትን ይግረፍ ከምዘሎ ተገሊጹ። ካብ በበይነን ኣህጉራውያን ትካላት ስታቲስቲክስ ዝወሃብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም

ኢትዮጵያ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም

Radio Erena: 16 July 2020 ብዓሌታዊን ቀቢላዊን ግጭታት እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ’ዚ ብሓድሽ ማዕበል ተሲኡ ዘሎ ናዕቢ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም። ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝዝ [...]
ሶማልያ፣ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ወጺኡ

ሶማልያ፣ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ወጺኡ

Radio Erena: 16 July 2020 ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ከምዝወጸ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ቦምባ ከምዝተኻየደ ዝተገልጸ እቲ ፈተነ ቅትለት፣ ሓለው [...]
1 435 436 437 438 439 563 4370 / 5623