Author: amanuel
ብሪጣንያ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ
Radio Erena: 27 July 2020
ብሪጣንያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ዝውዕል ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ኣበርኪታ።
እቲ ሓገዝ፣ ብመንገዲ ውድብ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ 10ታት ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ይህብ
Radio Erena: 27 July 2020
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ብቁጠባ ንዝተሃስያ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ 10ታት ሚልዮናት ዶላር ሓገዝ ምስልዑ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንክ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ልዕሊ [...]
ኤርትራ፤ ምህናጽ ፕሮጀክት ዳናካሊ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ
Radio Erena: 26 July 2020
ኣውስትራልያዊ ትካል ዕደና ዳናካሊ፣ ኣብ ኤርትራ ጀሚሩዎ ዘሎ ምህናጽ ፕሮጀክት ፖታሽ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጅኡ ከምዘብጸሖ ተገሊጹ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ፣ ሚኒስትሪ ጸዓትን ማዕ [...]
ኣብ ሱዳን ሰሜናዊ ክፋል ኡምዱርማን፣ 28 ሰባት ዝተቐብሩሉ ጋህሲ ተረኺቡ
Radio Erena: 26 July 2020
ኣብ ሱዳን ሰሜናዊ ክፋል ኡምዱርማን፣ 28 ሰባት ዝተቐብሩሉ ጋህሲ ተረኺቡ።
ኣኽባር ሕጊ’ታ ሃገር ብዓርቢ 24 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ብሓንሳብ ኣብ ሓደ ጉድጓድ ተቐቢሮም [...]
ኢትዮጵያ፤ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ
Radio Erena: 26 July 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣቶ ልደቱ ኣያሌው ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ።
ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝሃቦኦ ሓበሬታ፣ ኣቶ ል [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 24 July 2020
ኣብ ገማግም የመን ን5ዓመታት ተንሳፍፍ ዘላ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ክትብክል ከምእትኽል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ።
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ብህወሓት ዝተላእኩ’ዮም ዝበሎም ዕጡቓት ከምዝሓዘ ይጠቅስ
Radio Erena: 24 July 2020
ኢትዮጵያ፣ ፈለስቲን ናይ ኣእምሮ ስንክልና ዘለዎምን ተመሲሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ናዕቢ ንምፍጣር ዝተላእኩ ሓይልታት'ዮም ዝተባህሉ 85 ሰባት ከምዝተኣስሩ ንኣማሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣቶ ተ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ሸውዓተ ዕጡቓት ከምዝቐተለት ገሊጻ
Radio Erena: 24 July 2020
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሸውዓተ ሽበራውያን ዕጡቓት ከምዝቐተለት፣ ብ22 ሓምለ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ኣፍሊጣ።
እቲ ደብዳብ፣ ዕጡቓት፣ ኣብ ርእሰ ም [...]
ሚ/ጉ ወጻኢ ኢጣልያ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርት ኢጣልያ፣ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ምልኣኹ ተሓቢሩ
Radio Erena: 23 July 2020
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ ልዊጂ ዲ ማዮ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ብዝምልከት ናብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ከምዝልኣኸ ዲፕሎማስያውያን [...]
ኣብ የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስተን ዝጸዓነት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ
Radio Erena: 23 July 2020
ኣብ ገማግም የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስትን ዝጸዓነት መርከብ ከምዝተታሕዘን ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
መብዛሕቱ እቲ ጠበናጁ AK47 ዝዓይነቱ ካላሺንኮቭ ክኸውን እንከሎ [...]