Author: amanuel
![ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ፣ ካብ ስምምዕ ሪያድ ስሒቡ ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ፣ ካብ ስምምዕ ሪያድ ስሒቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/yementalk.jpg)
ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ፣ ካብ ስምምዕ ሪያድ ስሒቡ
Radio Erena: 27 August 2020
ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ ዝተሰምየ ዕጡቕ ጉጅለ፣ ካብቲ ብስዑዲ ዓረብ ተማእኪሉ ምስ መንግስቲ የመን ዝተኻየደ ስምምዕ ከምዝሰሓበ ኣፍሊጡ።
እቲ ጉጅለ፣ ካብ ስምምዕ ሪ [...]
![The Stitches of Change in Eritrea The Stitches of Change in Eritrea](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Issaias-in-Sawa.png)
The Stitches of Change in Eritrea
Radio Erena: 26 August 2020
The Eritrean journalist Ahmed Alhaj wrote an article from Melbourne, Australia, that went viral in the social media [...]
![ኤርትራ፣ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ልዕሊ 21 ሽሕ ተጠቀምቲ ፌስቡክ ተመዝጊቦም ኤርትራ፣ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ልዕሊ 21 ሽሕ ተጠቀምቲ ፌስቡክ ተመዝጊቦም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Internet-Eritrea.png)
ኤርትራ፣ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ልዕሊ 21 ሽሕ ተጠቀምቲ ፌስቡክ ተመዝጊቦም
Radio Erena: 26 August 2020
ክሳብ ታሕሳስ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ኣብ መላእ ኤርትራ፣ 21, 900 ተጠቐምቲ ፌስቡክ ከምዝተመዝገቡ ኢንተርነት ዎርልድ ስታተስ ኣብ ጸብጻቡ ኣስፍሩ።
ብመሰረት እቲ ትካል፣ [...]
![“ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ክትእለ ተስፋ ኣለዋ” ክብል ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ “ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ክትእለ ተስፋ ኣለዋ” ክብል ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/US-Sudan-meeting.png)
“ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ክትእለ ተስፋ ኣለዋ” ክብል ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ
Radio Erena: 26 August 2020
ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምወላ ሃገራት ክትሕኸኽ ተስፋ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ዝገለጸ፣ ብጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ማይክ ፖምፕ [...]
![ኬንያ፣ ኣብዚ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ቆልዑ ብኮረና ቫይረስ ተለኺፎም ኬንያ፣ ኣብዚ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ቆልዑ ብኮረና ቫይረስ ተለኺፎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Kenya-Children-COVID.png)
ኬንያ፣ ኣብዚ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ቆልዑ ብኮረና ቫይረስ ተለኺፎም
Radio Erena: 26 August 2020
ኣብ ኬንያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ቆልዑ ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ንሰብ መዚ ጥዕና ብምጥቃስ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም 768 ኣብ ክሊ [...]
![ቀዳም 29 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣይክሳተፉን’ዮም ቀዳም 29 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣይክሳተፉን’ዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Merhawi-Kudus-Astana.png)
ቀዳም 29 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣይክሳተፉን’ዮም
Radio Erena: 25 August 2020
ቀዳም 29 ነሓሰ፣ ካብ ከተማ ኒስ ኣብ ዝጅምር፣ ብዕቤቱን ህቡብነቱን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ፡ ውድድር ብሽክለታ ቱር ደ ፍራንስ 2020፡ ተስፋ ዝተነብረሎም ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ [...]
![“ፕረዚደንት፣ ስልጣን ብዘይገደብ ይጥቀምን ብልሽውና ይፍጽም ኣሎ።” ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን “ፕረዚደንት፣ ስልጣን ብዘይገደብ ይጥቀምን ብልሽውና ይፍጽም ኣሎ።” ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Zimbabwe-catholic-priests.png)
“ፕረዚደንት፣ ስልጣን ብዘይገደብ ይጥቀምን ብልሽውና ይፍጽም ኣሎ።” ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን
Radio Erena: 25 August 2020
ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፣ ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋጓ፣ ስልጣን ብዘይገደብ ይጥቀምን ብልሽውና ይፍጽምን ከምዘሎ ዝኸስስ ቅሉዕ መልእኽቲ ዘርጊሖም።
እቶም ጳጳ [...]
![ማሊ፣ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ን3 ዓመታት ከም መሰጋገሪ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ከምዝደሊ ተገሊጹ ማሊ፣ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ን3 ዓመታት ከም መሰጋገሪ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ከምዝደሊ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/ecowas-mali.jpg)
ማሊ፣ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ን3 ዓመታት ከም መሰጋገሪ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ከምዝደሊ ተገሊጹ
Radio Erena: 25 August 2020
ብምርጫ ናብ ስልጣን ንዝመጸ ፕረዚደንት ብዕልዋ ዝኣለየ ወትሃደራዊ ጉጅለ ማሊ፣ ከም መሰጋገሪ ንሰለስተ ዓመታት ዝጸንሕ ወትሃደራዊ መንግስቲ ክምስርት ከምዝደሊ ተገሊጹ።
እቲ ጉጅለ፣ ኣብ [...]
![እስራኤል፣ ጓል 16 ዓመት ቆልዓ ብ30 መንእሰያት ተዓሚጻ እስራኤል፣ ጓል 16 ዓመት ቆልዓ ብ30 መንእሰያት ተዓሚጻ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Israel-rape.jpg)
እስራኤል፣ ጓል 16 ዓመት ቆልዓ ብ30 መንእሰያት ተዓሚጻ
Radio Erena: 24 August 2020
ኣብ እስራኤል፣ ሓንቲ ጓል 16 ዓመት ቆልዓ ብ30 መንእሰያት ከምዝተዓመጸት ማዕከናት ዜና ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣቃሊሐን።
እቲ ኣብ ከተማ ኤላት ዘጋጠመ ዓመጽ፣ "ገበን ኣብ ልዕሊ ሓ [...]
![ስዑዲ ዓረብ፣ “ወለድኻ ምህራም ክሳብ 3 ዓመታት ማእሰርቲ ዘፍርድ ከቢድ ገበን’ዩ” ስዑዲ ዓረብ፣ “ወለድኻ ምህራም ክሳብ 3 ዓመታት ማእሰርቲ ዘፍርድ ከቢድ ገበን’ዩ”](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Saudi-police.jpg)
ስዑዲ ዓረብ፣ “ወለድኻ ምህራም ክሳብ 3 ዓመታት ማእሰርቲ ዘፍርድ ከቢድ ገበን’ዩ”
Radio Erena: 24 August 2020
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብማእሰርቲ ዘቕጽዕ'ዩ ዝበለቶ 25 ከበድቲ ገበናት ናብ ህዝቢ ዘርጊሓ።
እቲ ብኣኽባር ሕጊን ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ጸዲቑ፣ ኣብ ትሕቲ ገበናዊ ሕጊ ሰፊ [...]