Author: amanuel

ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ጉዳይ ቀቢላዊ ግጭታት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተመያየጣ ዲፕሎስያውን ምንጭታት ኣንፊቶም
Radio Erena: 08 September 2020
መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞብ ምብራቕ ሱዳን፣ ተጎሃሂሩ ብዛዕባ ዘሎ ቀቢላዊ ግጭታት ብዝምልከት ከምዝተመያየጡ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ኣ [...]

ኩባንያ ዕደና ቢሻ፣ 9 ተወሰኽቲ ዓበይቲ ናይ ህንጻ መካይን ካብ ቻይና ሸሚቱ
Radio Erena: 07 September 2020
ኣብ ምዕራባዊ ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዕደና ተዋፊሩ ዝርከብ ኩባንያ ቢሻ፣ ትሽዓተ ተወሰኽቲ ዓበይቲ ናይ ህንጻ መካይን ካብ ቻይና ሸሚቱ።
እቲ ንተን ሳኒ ዝተባህላ፣ ኣብ ግ [...]

ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ተሳዒረ ኢሉ ናብ ህዝቢ ዝተኮሰ ሚኒስተር ተኣሲሩ
Radio Erena: 07 September 2020
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ስለዝተሳዕረ ተቖጢዑ ናብ ህዝቢ ዝተኮሰ ሚኒስተር ዴታ ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮ፣ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ንፖሊስ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ዘ ሞኒተር ካብ ካምፓላ ሓ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብሓደጋ ዕልቕልቕ ንዝተሃስየ ህዝቢ ሱዳን ንምርዳእ 100 ቶን ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 07 September 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብሓደጋ ዕልቕልቕ፣ ካብ መነባብርኡ ንዝተመዛበለ ህዝቢ ሱዳን ንምርዳእ 100 ቶን ዝግመት ዝተፈላለየ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልኣኻ ኣፍሊጣ።
እቲ ሓገዝ፣ [...]

OPEN MIC ምስ ነባር ጋዜጠኛ ኣኽበረት ስዮም ( ዱብቲ):- “ሰራዊት ኤርትራ፣ ንህዝቡ ካብዚ ዘለዎ ሕሱም ምልካዊ ስርዓት ከናግፎ ተስፋ ኣሎ ዶ?”
Radio Erena: 05 September 2020
https://www.youtube.com/watch?v=8BSHCeVa-H0&feature=emb_title
[...]

ሊብያ፣ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዝመለሶም 5 ኤርትራውያን ብሕጋዊ መስርሕ ተዓዊቶም ኢጣልያ ኣትዮም
Radio Erena: 06 September 2020
ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 5 ኤርትራውያን ኣንጻር መንግስቲ ኢጣልያ ድሕሪ ዝመስረቱዎ ክሲ ብምዕዋቶም፤ መሰል ዑቕባ ተዋሂቡዎም ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ።
ኣብ [...]

ሱዳን፣ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ንስለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ
Radio Erena: 06 September 2020
መንግስቲ ሱዳን ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ኣዋጅ ኣውጺኡ።
ቆንስል ጸጥታን ምክልኻልን ሱዳን ብዓርቢ 4 መስከረም ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ’ዩ ነቲ ኣዋጅ [...]

ተቓውሞታት ህዝቢ ኦሮሞ፣ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲታት ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሰኣን ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ
Radio Erena: 06 September 2020
ሃገራት ኤውሮጳ፤ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ፤ መጥቃዕቲ ክወርደን እንከሎ ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ኣይገበራን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ።
ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፤ ኣምባሳደር [...]

جيبوتي تعلن عن عزمها إنشاء منطقة صناعية حرة بقيمة 4 مليارات دولار
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الجمعة 4 سبتمبر 2020
أعلن الرئيس الجيبوتي اسماعيل عمر قيلي عزم بلاده إنشاء منطقة صناعية وتجارية حرة في ميناء دامرغ [...]