Author: amanuel

ሶማል፣ ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ክልተ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ብኮቪድ 19 ሞይቶም
Radio Erena: 11 October 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ነበር፣ ፕሮፌሰር ዓሊ ኻሊፍ ጋልድያ፣ ኣብ መበል 79 ዓመት ዕድሚኡ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ጅጅጋ ከምዝሞተ ተሓቢሩ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር፣ ብ8 ጥ [...]

Open Mic ምስ ኣቦ መንበር ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣመሪካ ነበር፣ ኣቶ ሉኡል ዘውደ
Radio Erena: 10 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=AYEyTr00rFY&feature=emb_title [...]

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ
Radio Erena: 09 October 2020
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናይ ኤርትራን ሽወደንን ድርብ ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ዝርከቦም፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ።
እቲ ን27 ሃ [...]

ትግርኛ ኣብ Google Translate
Radio Erena: 09 October 2020
ትግርኛ ኣብ Google Translate ብኸመይ? ምስ ኣቶ ቢንያም ገብረሚካኤል ዝተኻየደ ዕላል።
https://www.youtube.com/watch?v=htSLewRYRL0&feature=em [...]

ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ቀ/ሚ ሶማል ነበር ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ ምዝታዩ፣ ኣብ መንግስቲ ሶማል ጥርጣረታት ፈጢሩ
Radio Erena: 09 October 2020
ብባይቶን ፕረዚደንትን ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ብዛዕባ ኩነታት ሶማልን መጻኢ ምርጫ እታ ሃገር ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒ [...]

ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ማእሰርቲን ሕማቕ ኩነታትን ዝጸንሑ 297 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም
Radio Erena: 09 October 2020
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ማእሰርትን ካልእ ሕማቕ ኩነታትን ካብ ዝጸንሑ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን፣ እቶም 297 ትማሊ 8 ጥቅምቲ ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ተሓቢሩ።
ካብቶም ተመለስቲ እ [...]

ሱዳን፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ንጥፈታቱ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወደብ ፖርት ሱዳን ስርሑ ጀሚሩ
Radio Erena: 09 October 2020
ብሰንኪ ተቓውሞ ተወላዶ ብሄረ ቤጃ፣ ንጥፈታቱ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ስሩዕ ኣገልግሎታት ክህብ ከምዝጀመረ ንኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዓብዱላሂ ሻንጋራይ ብምጥቃስ ማዕ [...]

ናይ ሎሚ ሓሙስ 08 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 08 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=MtPiPuwVZbE&feature=emb_title [...]

ሱዳናዊ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ተመዚዙ
Radio Erena: 07 October 2020
ኮሚሽንሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንሱዳናዊ ክኢላ ሕጊ፣ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ፍሉይ ልኡኽን ጸብጻብን ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክኽውን መዚዝዎ። [...]

ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንመንግስቲ ክልል ትግራይ ናይ ባጀት ድጎማ ከምዘይገብር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 07 October 2020
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንመንግስቲ ክልል ትግራይ ናይ ባጀት ድጎማ ከምዘይገብር ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍለጠ፣ ክልል መንግስቲ ትግራይ፣ ሕጋዊ ናይ ስልጣን ዘመኑ ኣ [...]