Author: amanuel

1 396 397 398 399 400 537 3980 / 5366
ሩዋንዳ፣ ኣብ እዋን ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘምሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ዘዕቆበ ዜጋ፣ ንፕረዚደንት ካጋመ ብምቅዋሙ፣ ካብ ዱባይ ተጨውዩ ተኣሲሩ

ሩዋንዳ፣ ኣብ እዋን ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘምሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ዘዕቆበ ዜጋ፣ ንፕረዚደንት ካጋመ ብምቅዋሙ፣ ካብ ዱባይ ተጨውዩ ተኣሲሩ

Radio Erena: 03 September 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘመሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ብዕቛብ ህይወቶም ዘድሓነ ፖል ሩሰስባጊና፣ ብፕረዚደንት ፓል ካጋመ ንዝምራሕ መንግስቲ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ሃገራት ኢጋድ ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ኣበርኪቱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ሃገራት ኢጋድ ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 02 September 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ሃገራት ኢጋድ ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ምምዳቡ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዮሃ [...]
ከሰላ፣ ጸጥታ ክሳብ ዝረጋጋእ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተናዊሑ

ከሰላ፣ ጸጥታ ክሳብ ዝረጋጋእ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተናዊሑ

Radio Erena: 02 September 2020 ኣብ ከሰላ፣ ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ቀቢላዊ ግጭታት ክሳብ ዝሃድእ፣ ኣቐዲሙ ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋጌ፣ ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ተናዊሑ። እቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ዝጸንሐት ኣዛዚ ሰራዊት ካብ ስልጣኑ ሰጕጓቶ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ዝጸንሐት ኣዛዚ ሰራዊት ካብ ስልጣኑ ሰጕጓቶ

Radio Erena: 02 September 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ዝጸንሐት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝሰጎጎቶ ኣፍሊጣ። ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብ ዘመሓላልፎ ትእዛዝ፣ [...]
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ትዝከር ኣላ

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ትዝከር ኣላ

Radio Erena: 01 September 2020 ባሕቲ መስከረም፣ መበል 59 ዓመት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ትዝከር ኣላ። እዛ ዕለት፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ መሰል ርእሰ ውሳኔኡ ብሕጋዊን ሰለማዊን መንገዲ ስለዝተ [...]
ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተገሊጹ

ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 September 2020 ብ 'ኣቡ ዑበይዳ' ዝፍለጥ ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ንሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል ብምጥቃስ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። እቲ ኣሕመድ ድ [...]
ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ

ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ

Radio Erena: 01 September 2020 ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራትን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ። ካብ ቴልኣቪቭ ተበጊሳ፣ ብሰኑይ 31 ነሓሰ ናብ ኣቡዳቢ ታሪኻዊ ናይ መጓዓዝያ በረራ ዘካየደት ናይ [...]
To Betray a Revolution

To Betray a Revolution

Radio Erena: 31 August 2020 Celebrating the First of September the anniversary of the Eritrean Revolution, many Eritreans change their profile [...]
1 396 397 398 399 400 537 3980 / 5366