Author: amanuel

1 356 357 358 359 360 565 3580 / 5641
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘትዩ፣ ተዓዛቢ ምርጫ  ናብ ኢትዮጵያ ክልኣኽ ወሲኑ

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘትዩ፣ ተዓዛቢ ምርጫ ናብ ኢትዮጵያ ክልኣኽ ወሲኑ

Radio Erena: 20 April 2021 ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይን ምስሓብ ሰራዊት ኤርትራን ብዝምልከት ከምዝዘተየ ተሓቢሩ። እቲ ብሰኑይ 19 ሚያዝያ፣ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝ [...]
ኤርትራዊ ኣትለት ጎይትኦም ክፍለ፣ ኣብ ሆላንድ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሳልሳይ ወጺኡ

ኤርትራዊ ኣትለት ጎይትኦም ክፍለ፣ ኣብ ሆላንድ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሳልሳይ ወጺኡ

Radio Erena: 20 April 2021 ኤርትራዊ ኣትሌት ጎይትኦም ክፍለ ብሰንበት 18 ሚያዝያ፡ ኣብ ኤንሸደ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ፡ ውድድር NN Mission Marathon ሳልሳይ ብምእታው ተዓዊቱ። ኣብ'ዚ ኣብ ከባ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኣምሓራ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኣምሓራ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 20 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኣምሓራ ዝጀመረ መጠነ-ሰፊሕ መጥቃዕታትን ግጭታትን እናዓረገ ብምምጽኡ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ። መንግስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ [...]
The Authorities order the Catholic and Evangelical Churches to Exhume Cemeteries.

The Authorities order the Catholic and Evangelical Churches to Exhume Cemeteries.

Radio Erena: 19 April 2021 The authorities in Asmara have passed strict orders to the Catholic and the Evangelical Churches to exhume the cemet [...]
ኦነግ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕታት ኣካይዱ፣ እሱራት ኣፍቲሑ

ኦነግ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕታት ኣካይዱ፣ እሱራት ኣፍቲሑ

Radio Erena: 19 April 2021 ሓይልታት ኦነግ ሸኔ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከቢድ መጥቃዕታት ከምዘካየዱ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ገሊጹ። ኣብቲ ኣብ ሸዋ ሮቢት፣ ኣንጾክያን ካራቖራ [...]
ፕረዚድንታት ጂቡቲን ግብጽን ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ተመያይጦም

ፕረዚድንታት ጂቡቲን ግብጽን ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ተመያይጦም

Radio Erena: 19 April 2021 ፕረዚደንታት ጂቡቲን ግብጺን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልክተ ከምዝዘተመያየጡ ኣገልግሎት ዜና ግብጺ- መና ሓቢሩ። እቶም መራሕቲ፣ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን

ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን

Radio Erena: 19 April 2021 ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድና ሱዳንን ቀጠርን፣ ዳግም ንምሕዳሱ ስምምዕ ከቲመን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ዝምድንአን ንምሕዳስ ልዕሊ 36 ናይ ፕሮቶኮል ስምምዓ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኩነታት ትግራይ ንምክትታል ዕጹው ኣኼባ ኣካዪዱ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኩነታት ትግራይ ንምክትታል ዕጹው ኣኼባ ኣካዪዱ

Radio Erena: 18 April 2021 መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ናይ ምውጻእ ምልክት ኣየርኣየን ክብል፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ወኪል ሰብኣዊ ረዲኤት ገሊጹ። ባይቶ ጸጥታ ብሓሙስ 15 ሚያዝያ ንኩነታት ኣብ ትግራይ [...]
ደ/ሱዳን፣ ሓያሎ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ካብ መዝነቶም ተገሊፎም

ደ/ሱዳን፣ ሓያሎ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ካብ መዝነቶም ተገሊፎም

Radio Erena: 18 April 2021 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ንሓያሎ ወተሃደራውያን ሰበስልታን’ታ ሃገር ካብ መዝነቶም ኣፋንዩ። ብዓርቢ 16 ሚያዝያ ካብታ ሃገር ኣብ ዝተፈነወ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ለተናል ጀ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ኣቚሙ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ኣቚሙ

Radio Erena: 18 April 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ከምዘቖመ ኣፍሊጡ። እቲ ብኣባላት ፈደራል ፖሊስ፣ ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ፣ ሃገራዊ ድሕነት፣ ሚኒስትሪ ምክልኻልን ወከልቲ ዞባዊያ [...]
1 356 357 358 359 360 565 3580 / 5641