Author: amanuel

1 350 351 352 353 354 537 3520 / 5363
ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን፣ ዝምድንአ ንምሕያል ዘኽእለን ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን፣ ዝምድንአ ንምሕያል ዘኽእለን ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: 28 January 2021 ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ዝተመርሐ፣ ክልትኣዊ ዘተ ከምዝተኻየደ ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ዓረብ ሓቢሩ። እቲ ኣብ መንጎ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ስዑዳዊ መዘንኡ [...]
ብምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ዋሽንግተን፣ ናብ ካርቱም ምብጻሕ ኣካይዱ

ብምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ዋሽንግተን፣ ናብ ካርቱም ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 28 January 2021 ብምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣንድሪው ያንግ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ ካብ 26 [...]
Minimal Commercial Exchanges were seen last week in the Border Towns of SenAfe, Zalambesa and Adigirat

Minimal Commercial Exchanges were seen last week in the Border Towns of SenAfe, Zalambesa and Adigirat

Radio Erena:28 January 2021 The inhabitants of Southern Senafe villages, Zalambesa and Adigirat, and its vicinity were engaged last week in con [...]
ኣብ ዶብ ሶማልን ኬንያን፣ ኣብ ዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዶብ ሶማልን ኬንያን፣ ኣብ ዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 January 2021 ኣብ ዶብ ሶማልን ኬንያን፣ ኣብ ዝቐጸለ ግጭት፣ ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና እቲ ከባቢ ሓቢረን። እቲ ብሰንበት 24 ጥሪ ኣብ ሰዓታት ምሸት ጀሚሩ፣ ክሳብ ና [...]
ከባቢታት ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳን ዓዲ ግራትን ዝርከብ ህዝቢ ዘይወግዓዊ ንግዲ ከካይድ ቀንዩ

ከባቢታት ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳን ዓዲ ግራትን ዝርከብ ህዝቢ ዘይወግዓዊ ንግዲ ከካይድ ቀንዩ

Radio Erena: 27 January 2021 ኣብ መንጎ ከባቢታት ሰንዓፈ ዛላምበሳን ዓዲ ግራትን ዝርከብ ህዝቢታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዘይወግዓዊ መንገዲ ንግዲ ከካይድ ከምዝቐነየ ምንጭታት ኤረና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። [...]

عين راصدة: فورتو ودروس السنة الثامنة

فتحي عثمان في الحادي عشر من يناير الجاري مرت الذكرى الثامنة لعملية فورتو البطولية والتي لو قدر لها النجاح لغيرت من معالم بلادنا المكبلة بقيود الدكتات [...]
Forto: A Lesson for Change

Forto: A Lesson for Change

Radio Erena: 26 January 2021 The morning of 21 January 2013 was unusual in Asmara. Asmarinos woke up that day with no radio or TV transmission [...]
ብሚኒስተር ስለያ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል ናብ ሱዳን ይበጽሕ

ብሚኒስተር ስለያ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል ናብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 26 January 2021 ብሚኒስተር ስለያ፣ ኤሊ ኮሀን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። ሚኒስተር ኮሀን፣ ብ25 ጥሪ ናብ ካርቱም ድሕሪ ምእታዉ፣ ምስ ኣቦ መንበር [...]
ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለዉ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ

ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለዉ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 26 January 2021 ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ብኣን-ኤለን ኤንኮንትር [...]
1 350 351 352 353 354 537 3520 / 5363